ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕፅረት ኦ ዓይነት ደም ከምዘጋጠመ ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደም ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕፅረት ኦ ዓይነት ደም ከምዘጋጠመ ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደም ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ መኽዚን እቲ ኣገልግሎት ኦ ዓይነት ደም ዝርከብ መጠን ንሸውዓተ መዓልቲ ጥራሕ ዘገልግል ኢዩ ተባሂሉ። ስለዝኾነ ድማ ኦ ዓይነት ደም ዘለዎም…
ስፓርት ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ንዋልያታት ዕውት ውፅኢት ተመኒዮም Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንብሃራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትየጵያ (ዋልያታት) ዕውት ውፅኢት ተመኒዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፅ ከምዝበልዎ፥ እቲ ጋንታ ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ናይ ምሕላፍ ዕድሉ ኣስፊሑ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ሃረር ኣምሪሐን Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሃረር ኣምሪሑ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ድሬዳዋ እንትበፅሑ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ወይዘሮ ሚስራ ኣብደላን …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገርና ዝመፅአ ለውጢ ልዑል ግደ መናእሰይ ዝተርኣየሉ ኢዩ- ም/ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነሽ ኣበቤ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገርና ዝመፅአ ለውጢ ልዑል ግደ መናእሰይ ዝተርኣየሉ ከምዝኾነ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነሽ ኣበቤ ገሊፀን። እተን ምክትል ከንቲባ ሎሚ መዓልቲ ምስ መናእሰይ ኣብ ዝገበርኡ መድረኽ ዘተ፥ መንእሰይ ብፃዕሩ ዘምፅኦ ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልላት ደቡብ፣ ሶማሌን ዓፋርን ደገፍ ንዝደሊዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ትግራይ ዝውዕል 53 ሚሊየን ብርን ናውቲን ደገፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ደቡብ፣ ሶማሌን ዓፋርን ደገፍ ንዝደሊዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ትግራይ ዝውዕል 53 ሚሊየን ብርን ናውቲን ደገፍ ገይሮም። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው መንግስቲን ህዝብን እቲ ክልል ኣብ ቀዳማይ ዙር ካብ ዝገበሮ ደገፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠሙ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ ልዕሊ ብር 6 ሚሊየን ዝግመት ንብረት ዓኒዩ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠሙ ሽዱሽተ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ ልዕሊ ብር 6 ሚሊየን ዝግመት ንብረት ምዕናዉ ኮሚሽን ባርዕ ሓዊን ኣመራርሓ ስራሕን ስግኣትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ብዝተገበረ ልዑል ርብርብ ልዕሊ ብር 800 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ ኣኼባ ፌዴሬሽን ስፖርት ዩኒቨርሲቲታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ኣኼባ ፌዴሬሽን ስፖርት ዩኒቨርሲቲታት ኣፍሪካ “ሰፖርት ዩኒቨርስቲ ዓለም ንምቕያር” ብዝብል መሪሕ ቓል ብኣሰናዳእነት ዩኒቨርሲቲ ሜትሮ ፖሊታንት ኮተቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ “ዳይና ካብ መዝገብና ይለዓል” ብዝብል ዘቕረቡዎ ሕቶ ተነፂጉ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ “ዳይና ካብ መዝገብና ይለዓል” ብዝብል ዘቕረቡዎ ሕቶ ተነፂጉ። እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ዘሓለፈ ሰሙን እዋን ቆፀሮ ጉዳዮም ዝተመልከቱ ዳይና ሚዛናዊ ኮይኖም ጉዳይና ስለዘይሪኡልና ካብ መዝገብና ይለዓሉልና ክብሉ መመልከቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒሴፍ ኣብ ትግራይ ንዘለዎ ተመዛበልቲ 2 ሚሊየን ዶላር ብምስላዕ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ኣብ ትግራይ ንዘለዎ ተመዛበልቲ 2 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ብምስላዕ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ። እቲ ትካል ኣብ ትግራይ ዝተገበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ብዘጋጠመ ቅልውላው…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ምንካዩ ፋኦ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ምንካዩ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያን ኬንያን ሓዊሱ ኣብቲ ዞባ ዝናብ ዘይምሕላዉ እቲ ዕስለ ንኽንኪ ምኽንያት ከምዝኾነ ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ከባቢ…