ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብቐሊሉ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል www.mygerd.com ዝበሃል ድረ ገፅ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብቐሊሉ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል www.mygerd.com ዝበሃል ድረ ገፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዕላዊ ገይሩ።
ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዘለዉ ኢትዮጵያውያን ራእይ ምዕባለ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ንክኸውን፣ ንዓብዪ…