ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 52 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ከተማ መቐለ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ካብ ዝተገበረሎም 175 ሰባት እቶም 52 ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረከቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብ 23 መጋቢት 2013 ዓ/ም ክሳብ 8 ሰነ 2013 ዓ/ም ኣብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ጅማ ንፓርቲ ብልፅግና ድግፍ ስነስርዓት ሰልፊ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ጅማ ንፓርቲ ብልፅግና ድግፍ ስነስርዓት ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ አብቲ ስነ ሰርዓት ብምርካብ ንህዝቢ መደረ ክገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ “የቐንየልና” ምልዕዓል ምርጫ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ “የቐንየልና” ምልዕዓል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ኣብ መስቀል ኣደባባይ የሳልጥ ኣሎ። ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም ነበርቲ እታ ከተማ ናብቲ ኣደባባይ ብምኻድ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ይሳተፉ ኣለዉ። እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ልምዓት ወሓዚ ሩባ ኣዌቱ መሪቖም Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ጅማ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ፕሮጀክት ልምዓት ወሓዚ ሩባ ኣዌቱ ሓዊሱ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ረብሓ ዘለዎም ፕሮጀክቲታት መሪቖም። ብተወሳኺ ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ጅማ ንፓርቲ ብልፅግና ዝግበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ንቤት ምኽሪ ፀፅታ መብርሂ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡረት መንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ስሩዕ ኣብ ዘይኮነ ኣኼባ ንቤት ምኽሪ ፀፅታ መብርሂ ሂቦም። ኣምባሳደር ታዬ፥ መንግስቲ ኣብቲ ክልል ዘሎ ሰብኣዊ ኩነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሊግ ዓረብ ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ዘሕለፎ ውሳነ ተቐባልነት ኣይብሉን-መንግስቲ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ ዓረብ ግድብ ህዳሰ ብዝመልከት ዘሕለፎ ውሳነ ተቐባልነት ኣይብሉን ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኮኒኑ። እቲ ውሳነ ሚዛናዊነት ዝጎደሎም ናብ ሓደ ወገን ዘዘንበለን ውሳነ ከምዝኾነ መንግስቲ ኢትዮጵያ መግለፂ ሂቡ። እቲ ሊግ ቅርታ ግብፅን ሱዳንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ ሓይሊ ፀፅታ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ይሰርሕ ኣሎ- ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ ሓይሊ ፀፅታ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ይሰርሕ ኣሎ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤስሊይ አማኻሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ብሪታኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢንቨስትመንት ፋርማሲዩቲካልን መሳርሒታት ሕክምናን ንኽዋፈሩ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ለንደንን ፓርተን ኣድቫይዘሪ ኣፍሪካን “ጥጡሕ ኩነታት ኢንቨስትመንት ኣብ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ለንደን ዘተ ተሳሊጡ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሓለፍቲ ስራሕ ቤት ዕዮ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሚኒስቴር ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ረታ ኣለሙ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ኣለሙ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብታ ሃገር ኣናቶልይ ቪክቶሪቪ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ናፃ፣ ተኣማኒን ዝኾነን ሰላላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘምን መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጥዕና 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ዘውፅእ መድሓኒት ሓገዝ ተገይሩሉ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ትራንስፎርመር ኤች ዲ አር ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኢንተርናሽናል ሄልዝ ፓርትነር ብምትሕብባር ልዕሊ 1ነጥቢ 7 ሚሊዮን ዶላር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስ ሜቤንዳዞን ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ ገይሩ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ወይዘሮ…