Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ንእግሪ ምትካል ክልል ትግራይ ኣድላዪ ደገፍ ከምእትገብር ኣምባሳደር ጊታ ፔቲ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንእግሪ ምትካል ክልል ትግራይ ኣድላዪ ደገፍ ከምእትገብር ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፔቲ ኣፍሊጠን። እተን ኣምባሳደር ምስ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ተዛቲየን። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ…

ኣብ ገፀር ንዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ዕድል ትምህርቲ ንምምዕርራይን ፐለቲካዊ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይን ሓገዝ ምግባር ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ብመርበብ ሓበሬታ ተሓጊዙ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒሰስትራት ሰላምን ፀፅታ ሕብረት ኣፍሪካ ተሳቲፎም፡፡ እቲ ኣኼባ፥ “ደቂ ኣንስትዮ ንሰላም፣ ባህሊን ተሳታፋይነትን ኣብ…

ኦነግ ንዘእተዎ ሰነድ መርሚሩ ውሳነ ከምዝህብ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግንባር ነፃነት ኦሮሞ/ኦነግ/ ዘእተዎ ሰነድ መርሚሩ ውሳነ ከምዝህብ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኦነግ ብኣይተ ኣራርሳ ቢቂላ ብዝተፅሓፈ ደብዳበ መበል ካልኣይ ሓፈሻዊ 4 መጋቢት 2013 ዓ.ም ከምዝካየደ ኣብቲ ሰነድ ገሊፁ። ነዚ…

ናይ ኣመራርሓ ሰራዊት ሃፍቲ ናይ ምፍላጥን ምምዝጋብን ስራሕቲ ይውገን ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣመራርሓ ሰራዊት ሃፍቲ ናይ ምፍላጥን ምምዝጋብን ስራሕቲ ይውገን ከምዘሎ ዳይሬክቶሬት ምክትታል ስነ ምግባር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ተወካሊ እቲ ዳይሬክቶሬት ሌተናል ኮሎኔል ሃይሉ ኣሰፋ፥ ነቲ ጉዳይ ብዝምልከቶም ኣመራርሓ ሰራዊት…

ምስ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ብምውዳድ ልኡኽቶ እናፈፀሙ ተታሒዞም ዝተብሃሉ ሽዱሽተ ተጠርጠርቲ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ብምውዳድ ልኡኽቶ እናፈፀሙ ተታሒዞም ዝተብሃሉ ሽዱሽተ ተጠርጠርቲ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ልኡኽቶ ኣብ ምፍፃም እናሃለዉ ተታሒዞም ዝተብሃሉ ፍሉይ ሓይሊ ህወሓትን ሚሊሻታትን ሻምበል ፃዲቅ ኪሮስ፣ ብርሃኑ ፍፁም፣…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከካይድ ኢዩ። ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመትን እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያትን ካብ…

ፕሬዚዳንት ጆን ማጉፉሊ ግዕዝይና ንምክልኻልን ጥንኩር ባህሊ ስራሕ ንምድንፋዕን ብርቲዕ ፃዕሪ ገይሮም – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆን ማጉፉሊ ግዕዝይና ንምክልኻልን ጥንኩር ባህሊ ስራሕ ንምድንፋዕን ብርቲዕ ፃዕሪ ምግባሮም ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ታንዛኒያ ተረኺበን ብሕልፈት…

ቀ/ሚ ኣቢይ መበል 53 ጉባኤ ሚኒስትራት ልምዓት ገንዘብ፣ ትልሚን ኢኮኖሚን ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ መበል 53 ጉባኤ ሚኒስትራት ልምዓት ገንዘብ፣ ትልሚን ኢኮኖሚን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ተሳቲፎም። ዶክተር ኣቢይ መደረ ዘስምዑ እንትኾኑ፥ ዓለምና እናተቓለሰቶም ካብ ዝርከቡ ተፈጥሮኣዊን ሰብ…

ኣብዚ ዓመት 200 ማእኸላት መውሃቢ ኩለመዳይ ትምህርቲ ከምዝተጣየሹ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ድሌት ዘለዎም ተምሃሮ ጥጡሕ ኩነታት ንምፍጣር ኣብዚ ዓመት 200 ማእኸላት መውሀቢ ኩለመዳይ ትምህርቲ ከምዝተጣየሹ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ጉዳይ ማእኸላት ፍሉይ ሓገዝ ኣድሂቡ ንርእሳነ መማህራንን ተዘዋወርቲ መምህራንን…

ኮሚሸን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ “ብሄርን ሃይማኖትን መሰረት ዝገበረ መጥቃዕቲ ክፍፀም ኢዩ” ዝብል ናይ ሓሶት ሓበሬታ ንዝውዝዑ ኣካላት ኣጠንቂቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሸን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ “ብሄርን ሃይማኖትን መሰረት ዝገበረ መጥቃዕቲ ክፍፀም ኢዩ” ዝብል ናይ ሓሶት ሓበሬታ ብማሕበራዊ ሚዲያ ኣቢሎም ኣብ ታ ከተማ ንዝውዝዑ ኣካላት ኣጠንቂቑ። ኣብ ውሱናት ገፃት ማሕበራዊ ሚዲያታት ናይቲ ማሕበረሰብ ብሓባር…