Fana: At a Speed of Life!

ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዓላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዓላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ባየርን ሙኒክ ምስ ፓሪስ ሴንት ዠርመይን ሪያል ማድሪድ ምስ ሊቨርፖል ማንቸስተር ሲቲ ምስ ቦርሲያ ዶርቱሙንድ ፖርቶ ምስ ቼልሲ ተደልዲለን ኣለዋ።…

ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ፌዴሪኢ ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃንስ ሄንሪክ ሎንድኪስት ተዛቲየን። እቶም መራሕቲ፥ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖረት ዘሎዉ ፀገማት ንምፍታሕ፣ ዕድላት ንምጥቃም ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ከምኡ ውን…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ሓምለዋይ ልምዓት ካናዳ – ኣፍሪካ ተሳቲፋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ሓምለዋይ ልምዓት ካናዳ - ኣፍሪካ ተሳቲፋ። ኣብ ትሑት ምልቃቕ ካርቦን ዝተደረኸ ኢኮኖሚ ንምህናፅን ለውጢ ከባቢ ኣየር ዝፃወር ስትራቴጂ ልምዓት ንምኽታል ካናዳ ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ተሓባቢራ ምስራሕ ትኽእለሎም ኣማራፂታት…

ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ምላሽ ንመሃብ ብዘሐሸ ኩነታት ሓገዝ ንምትእኽኻብ ትኹረት ምሃብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ መተሓባበሪ ሓገዝ ህፁፅ እዋን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ማርክ ሎውኩክ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቕራብ እናተሰርሑ ዝርከቡ…

ሳሚያ ሱሉሁ ሓሰን ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት ታንዛንያ ብምዃን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ነበር ሳሚያ ሱሉሁ ሓሰን ኣብ ታሪኽ ታንዛንያ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕሬዚደንት ብምዃን ቃለ-ማሕላ ፈጺማ። እተን ምክትል ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ቃለ ማሕላ ዝፈፀማ እንትኾና፥ ጆን ማጉፉሊ ኣብ 61 ዓመቶም ዳሬ ሰላም ኣብ ዝርከብ…

ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ኢትዮጵያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ፅዕንቶንምግባር ዝፍትኑ ሓይሊታት ብምኹናን ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ኢትዮጵያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ዝወሰዶ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብምድጋፍ ንማሕበረሰብ ዓለም ብምድንጋር ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ሕጋዊ ዘይኮነ ፅዕንቶ ንምግባር ዝፍትኑ ሓይሊታት ብምኹናን ኣብ ከተማ…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ጀርመን ፍራንክ ስታይንማየር ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ጀርመን ፍራንክ ስታይንማየር ብስልኪ ተዛቲየን። እቶም መራሕቲ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ተላዚቦም። ብተወሳኺ ለበዳ ኮቪድ 19፣ ክልቲኣዊ ግዳይ ብዝምልከት ከምዝተዛተዩ ተገሊፁ።…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር  ጉዳያት ወፃእን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ መበል 986 ዘተ ቤት ፅሕፈት ኣለዋ ፀፅታን ሰላምን ሕብረት ኣፍሪካ ተሳቲፎም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ ብኢንተርኔት ዝተገበረ ዘተ፥ ኣፍሪካ ኣብ ዓለም ሰላም ንክነግስ ግደኣ…

ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝህልዎም ምትሕብባር ብዝምልከት ተዛዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝህልዎም ምትሕብባር ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ተዛዮም። እቲ ዘተ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2ዐ21- 2ዐ27 ኢትዮጵያን እቲ ሕብረትን ብዛዕባ ዝህልወን ምትሕብባር ኣመልኪቱ ዝተሰናድአ ሰነድ ኢዩ።…

ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት መጥቃዕቲ ኣብ ዘብፅሑ ዘለዉ ዕጡቓት ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ-ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት መጥቃዕቲ ኣብ ዘብፅሑ ዘለዉ ዕጡቓት ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት በዝበፅሑ ዘለዉ መጥቃዕቲታት ብዙሓት…