ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ቱሪዝም ኢትዮ-ኮሪያ ብመርበብ ሓበሬታ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ዘሎ ምትሕብባር ንምጥንኻር “ፎረም ቱሪዝም ኢትዮ-ኮሪያ 2021” ብዝብል ርእሲ በድረኽ ዘተ ተኻይዱ። ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው፥ ኢትዮጵያ ምስ ዱብ ኮሪያ ብደም ዝተኣሳሰረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓበይቲ ትካላት፣ ዶብ ዘለል ዓለም ለኻዊ ኣተሓሳስባን ባህሊን ምፍጣር እንትከኣል ዓባይ ሃገር ትህሉ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዓበይቲ ትካላት፣ ዶብ ዘለል ዓለም ለኻዊ ኣተሓሳስባን ባህሊን ምፍጣር እንትከኣል ዓባይ ሃገር ክትህሉ ከምትኽእል ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዝፀሓፉዎ ፅሑፍ፥ “ዓባይ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ዘለዉ ዕድላት ኢንቨስትመንት ዘድሃበ ፎረም ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ዘለዉ ዕድላት ኢንቨስትመንት ዘድሃበ ፎረም ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ተሳሊጡ። ብኣሰናዳእነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዝተሳለጠ እቲ ፎረም፥ ኣማራፂታት ቢዝነስን ኢንቨስትምንትን ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ብዝብል መሪሕ ቃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኢድ ኣእታውነት ሓይሊታት ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ዝቃወም ሰልፊ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንነ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝቃወም ሰልፊ ከካይዱ ኢዮም። እቲ ሰልፊ መንገስቲ ኢትዮጵያ ዝገብሮም ተግባራት ዝድግፍ እንትኸውን፥ ክሳብ ሐዚ ኣበ ጎድኒ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት ዝኾነ ይኹን ዘጠራጥር ነገር አንትዕዘቡ ብመስመር ስልኪ 910 ሓበሬታ ንኽህቡ ፃዊዕት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ዝኾነ ይኹን ንሰላምን ምርግጋእን ሃገርን ህዝቢን ዕንቅፋት ዝኾነ ከምኡ እውን ምስ ሃገራዊ መረፃ ተተሓሒዙ ስግኣት ድሕንነት ክፈጥሩ ዝኽእሉ ዘጠራጥሩ ነገራት አንትዕዘቡ ብመስመር ስልኪ 910 ብምድዋል ሓበሬታ ንኽህቡ ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ስዓታት ብዝተኻየደ ምርመራ 40 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፈ 24 ሰዓታት ን117 ወገናት ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ዝተገበረሎም እንትኸውን ካብዝኦም እቶም 40 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ኣብ ገዛ ንገዛ ሕክምና ኣገልግሎት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኬኒያ ኣብ ልዕሊ ሶማሊያ ኣንቢራቶ ዝነበረት እገዳ ቀጥታ በረራ ኣልዒላቶ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬኒያ ኣብ ልዕሊ ሶማሊያ ኣንቢራቶ ዝነበረት እገዳ ቀጥታ በረራ ከምዘልዓለቶ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፀኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ስጉምቲ ኣብ መንጎ መክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ዲፕሎማሲ ናብ ንቡር ነክምለስ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምህናፅ ምስ ማሕበር ጎጆ ብሪጅ ተስማዕሚዑ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምህናፅ ምስ ማሕበር ጎጆ ብሪጅ ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሙ። እቲ ምምሕዳር ከተማ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምቅላል ዝተትሓዘ ትልሚ ንምትግባር ብዝብል ሓቢሩ ንምስራሕ ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 337 ዜጋታት ክብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)337 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ሪያድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲታት ምትእስሳር ምርምርን ኢንዱስትሪን ተግባራተን ኣጠናኺረን ክቕፅላ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ጎደና ጎድኒ ምምሃር ምስትምሃር ዝሰርሐኦም ተግባራት ምትእስሳር ምርምርን ኢንዱስትሪን ኣጠናኺረን ክቕፅላ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ዩኒቨርሲቲ ደብረ ብርሃን ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ እናተሰርሑ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ልምዓት ምርምርን ምፍላጥን፤ ምትእስሳር…