Fana: At a Speed of Life!

ዩንቨርስቲ ቦሮና ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተበፃሕነት ላዕለዎት ትካላት ትምህር ክብ ንምባል ዓሊሙ በ350 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ዩንቨርስቲ ቦሮና ተመሪቑ። እቲ ዩንቨርስቲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመለስ ኣብዲሳ መሪቐምዎ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ዶክተር ቦሩ ጠቼ፥ ዩንቨርስቲ…

ኮቪድ-19 ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱ ጀሚሩ ልዕሊ 2 ሚሊየን 764 ሺሕን ምርመራ ላብራቶሪ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኮቪድ-19 ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱ ጀሚሩ ልዕሊ 2 ሚሊየን 764 ሺሕን ምርመራ ላብራቶሪ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢን ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ብሓባር ዘሰናድኡዎ ትኹረቱ ኣብ ኮቪድ-19 ዝገበረ ሃገር ለኸ ጉባኤ…

ኣብ ዞባ ወላይታ ብ2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ፕሮጀክት ግድብ መስኖ ወይቦ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ እርስቱ ይርዳውን ሚኒስትር ማይ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለን ኣብ ዞባ ወላይታ ብ2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ፕሮጀክት ግድብ መስኖ ወይቦ ኣጀሚሮም። እቲ ፕሮጀክት ኣብ 13 ጣቢያታት…

ኣብ ክልል ሶማሌ ብልዕሊ 11 ሚሊየን ብር ዝተሃንፀ ባንኪ ደም ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ኢብራሂም ኡስማን ኣብቲ ክልል ብልዕሊ 11 ሚሊየን ብር ዝተሃንፀ ባንኪ ደም መሪቖም። ኣብቲ ክልል ሓደ ባንኪ ደም ጥራሕ ዝነበረ እንትኸወነ፥ ድሕሪ ለውጢ ሰለስተ በምውሳኽ ናብ ኣርባዕተ ከብ ከምዝበለ ምክትል…

ኣብ ሆስፒታል ን10 ኣዋርሕ ውኒኣ ስሒታ ዝፀንሐት ጓል ኣነስተይቲ ከምዝነቐሐት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሆስፒታል ን10 ኣዋርሕ ውኒኣ ስሒታ ዝፀንሐት ጣልያናዊት ጓል ኣነስተይቲ  ከምዝነቐሐት ተገሊፁ። እታ ክርስቲና ሮሲ ዝተባህለት ጓል 37 ዓመት ጣሊያናዊት፥ ናይ ሸውዓተ ወርሒ ነብሰፁር እናሃለወት ብዘጋጠማ ሕማም ልቢ እያ ኣብ ዝሓለፈ 10 ኣዋርሕ…

ኣብ ልዕሊ 95 ዑጡቓት ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባታት ጉጂን ቦረናን ብዝተገበረ ወፍሪ ኣብ ልዕሊ 95 ዑጡቓት ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ብዝተገበረ ወፍሪ 95 ዑጡቓት ሸኔ እንትድምሰሱ፥ ብዙሓት ከምዝቐሰሉ ተሓቢሩ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ እቶም ዕጡቓት እናተጠቐሙሎም…

ኢትዮጵያ ወደብ ላሙ ንኽትጥቀም ኩነታት እናመዓራረየ ከምዝኾነ መንግስቲ ኬንያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ወደብ ላሙን ኮሪደር ላፕሴትን ንኽትጥቀም ኩነታት እናመዓራረየ ከምዝኾነ መንግስቲ ኬንያ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮሪደር ላፕሴት ሚኒስትር ሜና ኣኬንዶ ኣብ ኤምባሲ ፌዴሪኢ ኣብ ኬንያ ዑደት ብምግባር ምስ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ተዛቲዮም።…

ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናብ ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ዝተልኣኸ ደብዳበ ኣብፂሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ዝተልኣኸ ደብዳበ ኣብፂሖም። በቶም ሚኒስትር ዝተልኣኸ ጉጅለ ልኡኽ ምስ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት…

ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ኣብ ሱዳን ምስ መራሕቲ ኣወዳድባ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፍሉይ መልእኽተኛን ፌዴሪኢ ይበልጣል ኣእምሮ፥ ኣብ ሱዳን ምስ መራሕቲ ኣወዳድባ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብሓይሊታት ፀረ ሰላም በዝተፈጠረ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይ ብስልክ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም፥ ናይተን ሃገራት ሉኣላውነት ንምኽባርን ዘለወን ምትሕብባር ንምቕፃል ዘለዎም ክልተኣዊ ድሌት…