ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 41 ዜጋታት ካብ ኦማን ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)41 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅሬት ብዘለዎ ትምህርቲ ሓታቲን መሃዚን ትውልዲ ምህናፅ ከምዝከኣል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬት ብዘለዎ ትምህርቲ ሓታቲን መሃዚን ትውልዲ ምቕራፅ ከምዝከኣል ተገሊፁ። ኣብ ክሊ ፅሬት ትምህርቲ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ መፅናዕቲን ምርምርን ኣብ ዩንቨርስቲ ወሎ ይሳለጥ ኣሎ። ፕሬዚዳንት ዩንቨርስቲ ወሎ ዶ/ር ኣፀደ ተፈራ፥ ሓታቲን መሃዚን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃገራት ጉጅለ 7 ክታበት ናይ ዝኾነ ለበዳ ኣብ ውሽጢ 100 መዓልታት ንኽዳሎ ዘኽእል ትልሚ ሓንፂፀን Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ሃገራት ጉጅለ 7 ዘለዎም ፀጋታት ተጠቒሞም ከም ኮቪድ19 ዝኣመሰለ ዓለምለኻዊ ለበዳታት ዳግማይ ንኸይክሰት ንምክልኻል ዘኽእል ተልሚ ሓንፂፆም። እቶም መራሕቲ ሎሚ ኣብ ዘካይድዎ ካልኣይ መዓልቲ ኣኼብኦም፥ ነቲ ዘውፅእዎ ትልሚን ክውሰድ ኣለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክኸፋፉሉናን ክሸራርፉናን ዝፈታተኑና ንክንስዕር ንዝኾነ ይኹን ሰብ ጣልቃ ዘየእቲ ክቢ ንስራሕ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዛዕባ ሓድነት ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ክኸፋፉሉናን ክሸራርፉናን ዝፈታተኑና ንክንስዕር ንዝኾነ ይኹን ሰብ ጣልቃ ዘየእቲ ክቢ ንስራሕ ኢሎም። ኣብ ክቢ ንነብር፣ ከቢብና ንበልዕ፣ ከቢብና ንደርፍ፣ ከቢብና ንበኪ፣ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ቻይና ኣስታት 400 ሺሕ ዶላር ዝዋግኡ ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቻይና ኣስታት 400 ሺሕ ዶላር ዝዋግኡ ሞት ህፃናትን ሕንጠያትን ንምክልኻል ዘኽእል ናውቲታት ሕክምና ንሚኒስቴር ጥዕና ኣረኪቡ። እቲ ሓገዝ ኣብ ክልል ትግራይን ደቡብን ኣብ ዝርከቡ ክልተ ዞባታት ዘለዉ ህፃናትን ሕንጠያትን ጥዕና ንምምሕያሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣፈፃፅማ 10 ኣዋርሕ ፕሮግራም ቃልኪዳን ሰቖጣ ተገምጊሙ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣፈፃፅማ 10 ኣዋርሕ ፕሮግራም ቃልኪዳን ሰቖጣ ተገምጊሙ። ኣብቲ መድረኽ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ተሳቲፎም። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 11 ኣዋርሕ ልዕሊ 3 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣብ 11 ኣዋርሕ ልዕሊ 3 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ኣብቶም ዝሓለፉ ኣዋርሕ ብዝተሰርሐ ጥንኩር ምቁፅፃር ምንቅስቓስ ኮንትሮባንድ ልዑል ውፅኢት ክምዝገብ ከምዝተኽኣለ ተሓቢሩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ዘላቒ ረብሓ ኢትዮጵያ ንኸረጋግፅ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ክጠናኸር ይግባእ – ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሰ ዘላቒ ረብሓ ኢትዮጵያ ንኸረጋግፅ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ክጠናኸር ይግባእ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ግድብ ህዳሰ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ፀዊዖም። 9ይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ላዕለዎት ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወፃኢ ሃገራት እናተውሃቡ ዝነበሩ ሕክምናታት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ንመሃብ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕክምና ካንሰርን ልቢን ሓዊሱ ኣብ ወፃኢ ሃገራት ጥራሕ እናተውሃቡ ዝነበሩ ሕክምናታት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ንመሃብ እናተሰርሐ ምዃኑ ሆስፒታል ሚሊኒየም ኮሌጅ ሕክምና ቅዱስ ጳውሎስ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓመት ልዕሊ 160 ሺሕ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘሎ ምትእስሳር ቀረብ ሓይሊ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘሎ ምትእስሳር ቀረብ ሓይሊ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቡ ልዝብ ተኻይዱ። ብሚኒስቴር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ዘካተተን ጉጅለ ልኡኽ ምስ…