Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ንምርመራ ሓገዝቲ ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ኣቑሑት ሓገዝ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቢሮ ምርመራ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ንምርመራ ሓገዝቲ ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ኣቑሑት ሓገዝ ተገይሩሉ። እቲ ሓገዝ ብቤት ፅሕፈት መዐወኒ ሓሽሽን ካልኦት ገበናትን ፕሮግራም ዝሐሸ ምምሕዳር ፍልሰት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ክልል ሶማሌ ኣብዚ ሐዚ እዋን ንዘለዋ ሰላም፣ ልምዓትን ምዕባለን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዑል ግደ ከምዘበርከተ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ሶማሌ ኣብዚ ሐዚ እዋን ንዘለዋ ሰላም፣ ልምዓትን ምዕባለን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዑል ግደ ከምዝነበሮ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ተዛሪቦም። እቲ ክልል ኣብ ዝሓለፉ ብዙሓት ዓማውቲ ልዑል ፀገም ፀፅታ ከምዝነበሮ…

መከላኸሊ ሜላታት ቫይረስኮሮና ንክኽበሩ ኣካላት ኣኽበርቲ ሕጊ ቁፅፅር ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መከላኸሊ ሜላታት ቫይረስኮሮና ንክኽበሩ ኣካላት ኣኽበርቲ ሕጊ ቁፅፅር ንክገብሩ ሚኒስቴር ጥዕና ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝስእኑ ሰባት ኣብ ዝሓለፉ 10 መዓልታት ልዕሊ 20 ሚኢታዊ ወሰኽ…

ሬድፎክስ ዝተብሃለ ማእኸል ሓበሬታ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዲጂታል ኢኮኖሚ ዘጠናኽር ሬድፎክስ ዝተብሃለ ማእኸል ሓበሬታ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ማእኸል ዕላዊ እንትግበር ዝተረኸቡ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካልኝ፥ “ሓበሬታ ሓዱሽ ነዳዲ ኢዩ” ክብሉ ገሊፆምዎ፡፡ ምጥንኻር መሰረተ ልምዓት ዲጂታል፥…

“ትሕዝቶ ልዕልነት ሕጊን ክብሪ ዜጋታትን ኣብ ከይዲ ለውጢ ኢትዮጵያ” ብዝብል ርእሱ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ትሕዝቶ ልዕልነት ሕጊን ክብሪ ዜጋታትን ኣብ ከይዲ ለውጢ ኢትዮጵያ” ብዝብል ርእሱ መድረኽ ዘተ እናተኻየደ ምዃኑ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ሰላም ምስ ትካል መፅናዕቲ ድሕንነት ብምትሕብባር ዘዳለዉዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝኾኑ ዜጋታት ምግቢን ምግቢ ተንከፍን ሰብኣዊ ሓገዛት ቀሪቡ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝኾኑ ዜጋታት ምግቢን ምግቢ ተንከፍን ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝቐረበ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ሳምንታዊ መግለፂ…

ቻይና ወደብ ሞምባሳ ክትወርስ ትኽእል ኢያ ዝብለ ወረ ሓሶት ምዃኑ መንግስቲ ኬንያ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያ ንህንፀት መገዲ ባቡር ካብ ቻይና ዝተለቀሐቶ ልዑል ገንዝብ ክትምልስ እንተዘይክኢላ ቤጂንግ ወደብ ሞምባሳ ክትወርስ ዝብል ወረ ሓሶት ከምዝኾነ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። 472 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ መገዲ ባቡር፥ ወፃኢኡ ፈለማ ካብ…

ፋብሪካ ባኒ ሸገር ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ምፍራይ ከምዝኣቱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ባኒ ሸገር ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ምፍራይ ከምዝኣቱ ተገሊፁ። ብምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ጉጅለ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር እቲ ፋብሪካ ዘለወሉ ኩነታት ብዝምልከት ዑደት ገይሩ። ምክትል…

ኣብ ወርሒ ለካቲት ልዕሊ ብር 21 ነጥቢ 9 ቢሊየን ምእካቡ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ለካቲት ልዕሊ ብር 21 ነጥቢ 9 ቢሊየን ምእካቡ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ኣብዚ ዓመት ዝተረኸበ ኣታዊ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እንትነፃፀር 12 ሚኢታዊ ሓለፋ ምርኣዩ ተሓቢሩ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ከይዲ ኣተኣኻኽባ እቶት ዕዉት…

ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ክሊ ምምሕያሽ  ኢኮኖሚን ቀጠናዊ ድሕንነትን ብምድሃብ ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ክሊ ምምሕያሽ  ኢኮኖሚን ቀጠናዊ ድሕንነትን ብምድሃብ ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ገንዘብ፥ ኣብ ቀጠናዊ ምትእስሳር ጉዳያት ፖለቲካ፣ ማህበራዊን ድሕንነትን…