ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኢትዮ-ሕብረት ኣውሮፓ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ሕብረት ኢትዮ- ሕብረት ኣውሮፓ ተሳሊጡ። እቲ መድረኸሰ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ኣውሮፓ ሕብረት ኣምባሳደር ጆሃን ቦርግስታም ኢዩ ተመሪሑ። ኣብ ጉዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መቐለ ደንቢ ኽዳን ሰራዊት ብምኽዳን ኣብ ውራ ዝተዋፈሩ ኣካላት ናብ ሕጊ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ደንቢ ኽዳን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፌዴራል ፖሊስን ብምኽዳን ኣብ ውራ ዝተዋፈሩ ኣካላት ናብ ሕጊ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ። እቶም ኣካላት ብኣፅዋር ንነበርቲ ብምፍርራሕ፣ ዝተፈላለያ ተሽከርከርቲ ብምጥቃም ውራ እንትፍፅሙ ከምዝነበሩ ሓላፊ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መቐለ ንልዕሊ 25 ሽሕ ኣባይቲ ተጠቀምቲ መብራህቲ ዝገብር ፕሮጀክት ህንፀት ቀዳማይ ዙር ብምዝዛም ተመሪቐ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዙርያ መቐለ ኣብ ዝርከባ 19 ጣብያታት ዘለዉ ልዕሊ 25 ሽሕ ኣባይቲ ተጠቀምቲ ግልጋሎት ሓይሊ መብራህቲ ዝገብር ፕሮጀክት ህንፀት ቀዳማይ ዙር ብምዝዛም ተመሪቑ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ። እቲ ብ405 ሚልየን ብር ዝሳለጥ ዘሎ ፕሮጀክት ሎሚ ቐዳማይ ዙር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድብ ጥዕና ዓለም ንኢትዮጵያ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ንኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብ ኢዮጵያ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ንምድጋፍ ዝውዕል ከምዝኾነ ካብቲ ትካል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። መሳርሒታት…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ቱርክን ብዓውዲ ትራንስፖርት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማሚዐን Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርክን ብዓውዲ ትራንስፖርት ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። ሚኒስተር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ሚኒስትር ትራንስፖርትን መሰረተ ልምዓትን ቱርኪ ኣዲል ካራይስማይሎግሉ ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ክታመን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ 6 ሺሕን 148 ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ዝለዓለ ቁፅሪ ሞት ተመዝጊቡ። ኣብታ ሃገር ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 6 ሺሕን 148 ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ህንዲ ኣፍሊጡ፡፡ እዚ ድማ ክሳብ ሕዚ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ኣብ ግድብ ህዳሰን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢን ዘድሃበ ዘተ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ኣብ ግድብ ህዳሰን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢን ዘድሃበ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ኣካይዶም። ብኣሰናዳእነት ዩኒቨርሲቲ ኣርሲ ካብ ሸሞንተ ዩኒቨርሲቲታት ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ሕብረት ተምሃሮ ዝተሳተፉሉ ዘተ መርበብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትውለደ ኢትዮጵያዊት ሚሚ ኣለማየሁ ኣባል ዳይሬክተራት ቦርድ ትዊተር ኮይና ተመሪፃ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትውለደ ኢትዮጵያዊት ሚሚ ኣለማየሁ ኣባል ዳይሬክተራት ቦርድ ትዊተር ኮይና ተመሪፃ። ንልዕሊ 20 ዓመታት ኣብ ሞያ ዘፈር ኢንቨስትመንትን ፋይናንስን ልምዲ ዘለዋ ምዃኑ፥ ንኣባልነት እቲ ቦርድ ክትበቅዕ ከምዝኸኣለት እቲ ትካል ኣፍሊጡ፡፡ ኣካቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንደር ክንክን ጥዕና ኣብ ኢትዮጵያ ክህነፅ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንደር ክንክን ጥዕና ኣብ ኢትዮጵያ ክህነፅ ኢዩ። ኣብ ህንፀት እቲ መንደርን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ኣመልኪቶም ኮርፖሬሽን ልምዓትን ባንኪ መሬትን፣ ሚኒስቴር ጥዕናን ኮሚሽን ኢንቨስትመንትን ሓዊሱ ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት ልዝብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ካብ ቀ/ሚ ኣቢይ ናብ ቀ/ሚ ኔዘርላንድ ዝተልኣኸ ደብዳበ ኣብፂሐን Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ካብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ቀዳመይ ሚኒስትር ኔዘርላንድ ማርክ ሩቴ ዝተልኣኸ ደብዳበ ኣብፂሐን። እቲ ደብዳበ ንሚኒስትር ዱዳያት ወፃኢን ምትሕብባር ንግዲ ወፃኢን ልምዓትን ሲግሪድ ካግ…