Fana: At a Speed of Life!

መበል 13 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 13 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃን ካልኣይ ዙር ምምላእ ግድብ ህዳሰን ብምድሃብ ብስፍሓት ክዝቲ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ…

ኣብ ትግራይ ኣስታት 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ደገፍ ተገይሩ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ትግራይ መሊስካ እግሪ ንምትካል ይስራሕ ኣብ ዘሎ ከይዲ ብኲናት ንዝተጎድኡን ዝተመዛበሉን ኣስታት 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ደገፍ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ…

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሓለፍቲ ስራሕ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብፂሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራሕ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተልኣኸ መልእኽቲ ንፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ቻርለስ ሚሼልን ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ኣውሮፓ ዩርሱላ ቮን ደር ላየንን ኣብፂሖም። እቶም ኣፈ…

ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም 26 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ተወሳኺ በጀት ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 26 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ተወሳኺ በጀት መንግስቲ ፌዴራል በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ፀዲቑ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣካይዱ፡፡ ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ንበጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ዝቐረበ ተወሳኺ በጀት ብሙሉእ ድምፂ…

ብ124 ሚሊየን ብር መስፋሕፍሒ ዝተገበረሉ ኮምፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጦር ሃይሎች ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ124 ሚሊየን ብር ስራሕቲ መስፋሕፍሒ ዝተገበረሉ ኮምፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጦር ሃይሎች ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ። ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ቀነኣ ያደታ፥ ኣብቲ ሆስፒታል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ሪፎርም ዑደት ብምግባር እቲ ኣገልግሎት ብዕሊ…

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ዓለም ለኸ ሕጊ፣ ኣፈታትሓ ጎንፂን ሉኣላውነትን ዝብሉ ጉዳያት ብምትኳር መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ዕላማ እቲ መድረኽ፥ ምኽንያታዊ ዘይኮኑ ፅዕንቶታት ግንዛበ ብምፍጣር እቲ ፅዕንቶ ብዝተፀንዐን ምኽንያታዊ…

ስርዓት ግብሪ ንምቅልጣፍ ዝሕግዝ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ስርዓት ከፈልቲ ግብሪ ዘቀላጥፍ ስምምዕነት ምስ ባንኪታትትን ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት፥ ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን፣ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ካልኦት ኣርባዕተ ናይ ውልቀ ባንኪታትን ኢዩ…

ኣሜሪካ ኣብ ትግራይ ንህፁፅ እዋን ዝውዕል ሓገዝ 181 ሚሊየን ዶላር ድጋፍ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኣብ ትግራይ ንህፁፅ እዋን ዝውዕል ሓገዝ 181 ሚሊየን ዶላር ድጋፍ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ህፁፅ ሓገዝ ንዘድሊዮም 3 ሚሊየን ዜጋታት ከምዝውዕል እውን እቲ ትካል ኣፍሊጡ፡፡ ምግቢ፣ ፅሩይ…

ርክብ መርበብ ሓበሬታ ገፀር ንምዕባይ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኢንተርኔት ሶሳይቲን ርክብ መርበብ ሓበሬታ (ኢንተርኔት)ገፀር ንምዕባይ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ዲጂታል ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዝተጀመረ ስራሕ ዝድግፍ፣ ኣብ ገፀር ጥንኩር ርክብ መርበብ ሓሬታ ንምብፃሕ፣ መሰረተ ልምዓት…

ኣብ ትግራይ ንክልተ ሚሊዮን ሰባት ክታበት ሕማም ኮሌራ ምሃብ ከምዝጅምር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይን ውድብ ጥዕና ዓለምን ኣብ ትግራይ ንክልተ ሚሊዮን ሰባት ክታበት ሕማም ኮሌራ ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ኣብ ውድብ ጥዕና ዓለም ጨንፈር ትግራይ መተሓባበሪ ክታበት ዶክተር ኣባዲ ልኡል ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ክታበት ካብ 3…