ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 13 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 13 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃን ካልኣይ ዙር ምምላእ ግድብ ህዳሰን ብምድሃብ ብስፍሓት ክዝቲ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣስታት 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ደገፍ ተገይሩ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ትግራይ መሊስካ እግሪ ንምትካል ይስራሕ ኣብ ዘሎ ከይዲ ብኲናት ንዝተጎድኡን ዝተመዛበሉን ኣስታት 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ደገፍ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሓለፍቲ ስራሕ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብፂሖም Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራሕ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተልኣኸ መልእኽቲ ንፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ቻርለስ ሚሼልን ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ኣውሮፓ ዩርሱላ ቮን ደር ላየንን ኣብፂሖም። እቶም ኣፈ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም 26 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ተወሳኺ በጀት ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 26 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ተወሳኺ በጀት መንግስቲ ፌዴራል በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ፀዲቑ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣካይዱ፡፡ ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ንበጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ዝቐረበ ተወሳኺ በጀት ብሙሉእ ድምፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ124 ሚሊየን ብር መስፋሕፍሒ ዝተገበረሉ ኮምፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጦር ሃይሎች ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ124 ሚሊየን ብር ስራሕቲ መስፋሕፍሒ ዝተገበረሉ ኮምፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጦር ሃይሎች ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ። ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ቀነኣ ያደታ፥ ኣብቲ ሆስፒታል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ሪፎርም ዑደት ብምግባር እቲ ኣገልግሎት ብዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ዓለም ለኸ ሕጊ፣ ኣፈታትሓ ጎንፂን ሉኣላውነትን ዝብሉ ጉዳያት ብምትኳር መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ዕላማ እቲ መድረኽ፥ ምኽንያታዊ ዘይኮኑ ፅዕንቶታት ግንዛበ ብምፍጣር እቲ ፅዕንቶ ብዝተፀንዐን ምኽንያታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ግብሪ ንምቅልጣፍ ዝሕግዝ ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ስርዓት ከፈልቲ ግብሪ ዘቀላጥፍ ስምምዕነት ምስ ባንኪታትትን ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት፥ ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን፣ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ካልኦት ኣርባዕተ ናይ ውልቀ ባንኪታትን ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ኣብ ትግራይ ንህፁፅ እዋን ዝውዕል ሓገዝ 181 ሚሊየን ዶላር ድጋፍ ዕላዊ ገይራ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኣብ ትግራይ ንህፁፅ እዋን ዝውዕል ሓገዝ 181 ሚሊየን ዶላር ድጋፍ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ህፁፅ ሓገዝ ንዘድሊዮም 3 ሚሊየን ዜጋታት ከምዝውዕል እውን እቲ ትካል ኣፍሊጡ፡፡ ምግቢ፣ ፅሩይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ መርበብ ሓበሬታ ገፀር ንምዕባይ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኢንተርኔት ሶሳይቲን ርክብ መርበብ ሓበሬታ (ኢንተርኔት)ገፀር ንምዕባይ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ዲጂታል ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዝተጀመረ ስራሕ ዝድግፍ፣ ኣብ ገፀር ጥንኩር ርክብ መርበብ ሓሬታ ንምብፃሕ፣ መሰረተ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ንክልተ ሚሊዮን ሰባት ክታበት ሕማም ኮሌራ ምሃብ ከምዝጅምር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይን ውድብ ጥዕና ዓለምን ኣብ ትግራይ ንክልተ ሚሊዮን ሰባት ክታበት ሕማም ኮሌራ ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ኣብ ውድብ ጥዕና ዓለም ጨንፈር ትግራይ መተሓባበሪ ክታበት ዶክተር ኣባዲ ልኡል ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ክታበት ካብ 3…