Fana: At a Speed of Life!

ሓበራዊ መድረኽ ዘተ  ኢትዮ-ሕብረት ኣውሮፓ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ሕብረት ኢትዮ- ሕብረት  ኣውሮፓ ተሳሊጡ። እቲ መድረኸሰ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን  ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ኣውሮፓ ሕብረት ኣምባሳደር ጆሃን ቦርግስታም ኢዩ ተመሪሑ። ኣብ ጉዳይ…

ኣብ መቐለ ደንቢ ኽዳን ሰራዊት ብምኽዳን ኣብ ውራ ዝተዋፈሩ ኣካላት ናብ ሕጊ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ደንቢ ኽዳን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፌዴራል ፖሊስን ብምኽዳን ኣብ ውራ ዝተዋፈሩ ኣካላት ናብ ሕጊ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ። እቶም ኣካላት ብኣፅዋር ንነበርቲ ብምፍርራሕ፣ ዝተፈላለያ ተሽከርከርቲ ብምጥቃም ውራ እንትፍፅሙ ከምዝነበሩ ሓላፊ ቤት…

ኣብ መቐለ ንልዕሊ 25 ሽሕ ኣባይቲ ተጠቀምቲ መብራህቲ ዝገብር ፕሮጀክት ህንፀት ቀዳማይ ዙር ብምዝዛም ተመሪቐ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዙርያ መቐለ ኣብ ዝርከባ 19 ጣብያታት ዘለዉ ልዕሊ 25 ሽሕ ኣባይቲ ተጠቀምቲ ግልጋሎት ሓይሊ መብራህቲ ዝገብር ፕሮጀክት ህንፀት ቀዳማይ ዙር ብምዝዛም ተመሪቑ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ። እቲ ብ405 ሚልየን ብር ዝሳለጥ ዘሎ ፕሮጀክት ሎሚ ቐዳማይ ዙር…

ውድብ ጥዕና ዓለም ንኢትዮጵያ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ንኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብ ኢዮጵያ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ንምድጋፍ ዝውዕል ከምዝኾነ ካብቲ ትካል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። መሳርሒታት…

ኢትዮጵያን ቱርክን ብዓውዲ ትራንስፖርት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርክን ብዓውዲ ትራንስፖርት ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። ሚኒስተር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ሚኒስትር ትራንስፖርትን መሰረተ ልምዓትን ቱርኪ ኣዲል ካራይስማይሎግሉ ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ክታመን…

ኣብ ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ 6 ሺሕን 148 ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ዝለዓለ ቁፅሪ ሞት ተመዝጊቡ። ኣብታ ሃገር ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 6 ሺሕን 148 ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ህንዲ ኣፍሊጡ፡፡ እዚ ድማ ክሳብ ሕዚ ካብ…

ካብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ኣብ ግድብ ህዳሰን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢን ዘድሃበ ዘተ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ኣብ ግድብ ህዳሰን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢን ዘድሃበ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ኣካይዶም። ብኣሰናዳእነት ዩኒቨርሲቲ ኣርሲ ካብ ሸሞንተ ዩኒቨርሲቲታት ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ሕብረት ተምሃሮ ዝተሳተፉሉ ዘተ መርበብ…

ትውለደ ኢትዮጵያዊት ሚሚ ኣለማየሁ ኣባል ዳይሬክተራት ቦርድ ትዊተር ኮይና ተመሪፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትውለደ ኢትዮጵያዊት ሚሚ ኣለማየሁ ኣባል ዳይሬክተራት ቦርድ ትዊተር ኮይና ተመሪፃ። ንልዕሊ 20 ዓመታት ኣብ ሞያ ዘፈር ኢንቨስትመንትን ፋይናንስን ልምዲ ዘለዋ ምዃኑ፥ ንኣባልነት እቲ ቦርድ ክትበቅዕ ከምዝኸኣለት እቲ ትካል ኣፍሊጡ፡፡ ኣካቢ…

መንደር ክንክን ጥዕና ኣብ ኢትዮጵያ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንደር ክንክን ጥዕና ኣብ ኢትዮጵያ ክህነፅ ኢዩ። ኣብ ህንፀት እቲ መንደርን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ኣመልኪቶም ኮርፖሬሽን ልምዓትን ባንኪ መሬትን፣ ሚኒስቴር ጥዕናን ኮሚሽን ኢንቨስትመንትን ሓዊሱ ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት ልዝብ…

ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ካብ ቀ/ሚ ኣቢይ ናብ ቀ/ሚ ኔዘርላንድ ዝተልኣኸ ደብዳበ ኣብፂሐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ካብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ቀዳመይ ሚኒስትር ኔዘርላንድ ማርክ ሩቴ ዝተልኣኸ ደብዳበ ኣብፂሐን። እቲ ደብዳበ ንሚኒስትር ዱዳያት ወፃኢን ምትሕብባር ንግዲ ወፃኢን ልምዓትን ሲግሪድ ካግ…