Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር እቶት ምስ ዝተፈላለዩ ውልቀ ባንኪታት ስርዓት ኢ ፔይመንትን ኢ ታክስን ንምዝርጋሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ምስ ዝተፈላለዩ ውልቀ ባንኪታት ስርዓት ኢ ፔይመንትን ኢ ታክስን ንምዝርጋሕ ዘኽእል ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሆቴል ስካይላይት ከቲሙ። እቲ ሰርዓት ከፈልቲ ግብሪ ናብ ባንኪ ምኻድ እንተይኣድለዮም ኣብ ዘለውዎ ቦታ ብምዃን ከፍሊቶም…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ኣብያተ ትምህርቲ ብምህናፅ ንዝሰርሕኡ ስራሕቲ መርሃ ገብሪ ምስግና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰኔ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብያተ ትምህርቲ ብምህናፅ ንዝሰርሕኡ ስራሕቲ መርሃ ገብሪ ምስግና ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መርሃ ገብሪ ብሚኒስቴር ትምህርቲ ዝተዳለወ አንትኸውን፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ፣ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ፣…

ማእኸል ምርምር ቴክኒክን ትምህርቲን ስልጠናን ምብራቕ ኣፍሪካ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምርምር ቴክኒክን ትምህርቲን ስልጠናን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኮምቦልቻ ክህነፅ ኢዩ። እቲ ማእኸል ምርምር ብ12 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዝህነፅ እንትኸውን፥ ነዚ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ሎሚ መዓልቲ ተነቢሩ። ኣብቲ…

ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ጉዳያት መረዳእታን ድሕንነትን ዝገብርኡ ምትሕብባር ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ጉዳያት መረዳእታን ድሕንነትን ከምኡውን ካልኦት ዓውዲታት ዝገብርኡ ኩለ መዳይ ምትሕብባር  ምትሕብባር ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ተገሊፁ። ዳይሬክተር ጄኔራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ፥ ኣብ…

ኣብ ትግራይ ልዕሊ 5 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ግምት ዘለዎም ፍሪያታት ምግቢ ተኸፋፊሉ-ኣይተ ምትኩ ካሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ልዕሊ 5 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ግምት ዘለዎም ፍሪያታት ምግቢ ተኸፋፊሉ ኮሚሽነር ኮሚሸን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕን ሓደጋን ድልዉነትን ኣይተ ምትኩ ካሳ ገሊፆም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ ብምርካብ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንህንፀት ማእኸል ባህሊ ጉራጌ ዝኸውን መሬት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ መዛዘሚ ኮንፈረንስ ማእኸል ባህሊ ጉራጌ ብምርካብ ውህብቶ መሬት ኣረኪበን። ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ማእኸል ባህሊ ምህላው ኣብ ምዕባለን ፍሰት ዑደተኛታትን ቱሪዝም ሃገርና ልዑል ግደ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነን ምስ ህዝቢ ከተማ ቻንጊን ወረዳ ጓንጓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ህዝቢ ከተማ ቻንጊን ወረዳ ጓንጓ ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነ ሓዊሱ፥ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም፣ ሚኒስትር…

321 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)321 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል…

ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ኣገልግሎት ሕክምና ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ኣገልግሎት ሕክምና ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። እቲ ሆስፒታል ኣብዚ ሐዚ እዋን ደቂሶም ንዝሕከሙ፣ ክታበት፣ ፊዞትራፒ፣ ምርመራ ላቦራቶሪ፣ ንዝወልዳ ኣዴታትን ተመላለስቲ ተሓከምቲን ጠመተ ብምሃብ ይሰርሕ ኣሎ። ሰብ…

መርሃ ግብሪ ዓመታዊ ኮንፈረንስ ማእኸል ልምዓትን ባህልን ጉራጌ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ዓመታዊ ኮንፈረንስ ማእኸል ልምዓትን ባህልን ጉራጌ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ረእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፣ ምክትል ከንቲኣ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን…