ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጣሊያን ብሰንኪ ምውሳኽ ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብያተ ትምህርቲን ሹቓትን ክትዓፁ እያ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ብሰንኪ ምውሳኽ ምልባዕ ቫይረስኮሮና ኣብያተ ትምህርቲ፣ ኣብያተ ምግብን ሹቓትን ከምእትዓፁ ተገሊፁ። እቲ ስጉምቲ ካብ ዕለተ ሰኑይ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር እንትኸውን፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ማርዮ ድራጊ ሓድሽ ማዕበል ቫይረስኮሮና ኣጋጢሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ሃዋሳ ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ሃዋሳ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሃዋሳ ንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ሓዊሱ ዓበይቲ ዓዲ፣ ነበርቲ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንዝተገበረሎም ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ፔካ ሃቪስቶ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ኢትዮጵያን ምብራቕ ኣፍሪካን ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት ብዝምልከት ተላዚቦም። ኣብ ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሓሶት ደረሰይ ብምክፍፋል እናደናገሩ ዝነበሩ 42 ትካላት ከምዝተፈለዩ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 አዲስ አበባ ፣ መጋቢት 3 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሓሶት ደረሰይ ብምክፍፋል እናደናገሩ ዝነበሩ 42 ትካላት ከምዝተፈለዩ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ዘሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ብናይ ሕሶት ደረሰይ እናደናገሩ ዝነበሩን ብመፅናዕቲ ዝተፈለዩን ትካላት ከምዝኾኑ ገሊፁ፡፡ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ሙሁራት ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኢድ ንምእታው እናተገበረ ዝርከብ ምንቅስቓስ ዝቃወም ደብዳበ ናብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት… Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትውልደ ኢትዮጵያውያን ሙሁራት ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኢድ ንምእታው እናተገበረ ዝርከብ ምንቅስቓስ ዝቃወም ደብዳበ ናብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት፣ ሕብረት ኣውሮፓን ሩሲያን ምእታዎም ገሊፆም። ኣብ ጀርመን ከተማ በርሊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ንስራሕቲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ኣብ ዘካየዶ ናይ መጠቓለሊ ኣኼባ ንስራሕቲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ቤት ምኽሪ ብፍላይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ንዘቕርቦም ዝርዝር ሓበሬታታት ከምኡ እውን ተግባራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሰበታ 242 ሺሕ 605 ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ገንዘብ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ሰበታ 242 ሺሕ 605 ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ገንዘብ ከምዘሓዘ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ገንዘብ አብ መንበሪ ገዛ ውልቀ ሰብ ብዝተገበረ ፍተሸ ከምዝተትሓዘ ሓላፊ ኮሙዩኒኬሽን መምርሒ ፖሊስ ዲቪዢን እቲ ምምሕዳር ኮማንደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ንምስታፍ ሕፁያት ዘቕረቡ ዝርዝር ፓርቲታት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ሻድሻይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምስታፍ ሕፁያት ዘቕረቡ ዝርዝር ፓርቲታት ዕላዊ ገይሩ። ዴሞክራሲያዊ ውድብ ሃረሪ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ሞቻ ዴሞክራቲክ ፓርቲ ራያ ራዩማ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ቅማንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዋሳ ከነማን ሓደ ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዋሳ ከነማን 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን። ኣብ መበል 16 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ፥ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዋሳ ከነማን ተራኺበን፡፡ ኣብ ፀወተአን ድማ 1 ን 1…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሓይሊ ፀሓይ 500 ሜጋ ዋት ንምፍልፋል ዘኽአል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ሓይሊ ፀሓይ 500 ሜጋ ዋት ንምፍልፋል ዘኽአል ስምምዕነት ተፈሪሙ። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ኣቡ ዳቢ ፊውቸር ኢነርጂ ካምፓኒ ፒ.ጄ.ኤስ.ሲ-ማስዳርን ኢዩ እቲ…