Fana: At a Speed of Life!

322 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)322 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት  ንጉጅለ ልኡኽ ኩባኒያ ቦይንግ መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት  ንጉጅለ ልኡኽ ኩባኒያ ቦይንግ መብርሂ ተዋሂቡ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ምስ ኮምሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ተዛቲዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ፓርላማ ዝገበርዎ መደረ ዝሓዘ ”ኣሻራ” መፅሓፍ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፓርላማ ዝገበርዎ መደረ ዝሓዘ ''ኣሻራ''  መፅሓፍ ተመሪቑ። እቲ መፅሓፍ ብትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ዝተዳለወ እንትኸውን፥ ካብ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ ኣብቲ ፓርላማ ዝገበርዎ መደረ ዝሓዘ ኢዩ።…

ኣብ ከተማ መቐለ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ሎሚ መዓልቲ ከምዝተጀመረ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ተወካት እቲ በሀት ፅሕፈት ወይዘሪት ገነት መብራህቱ ከምዝገለፀኦ፥ እቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣብ 32 መንግስታዊን 30…

ዩንቨርስቲ መቐለ ምስ ትካል ገባሪ ሰናይ ኤልሻዳይን ብምዃን ኣብ ወረዳ እንደርታ ንዝርከቡ ሓረስቶት ግራውቶም ብትራክተር ይሓርሱሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ መቐለ ምስ ትካል ገባሪ ሰናይ ኤልሻዳይን ካልኦትን ብምዃን ኣብ ወረዳ እንደርታ ንዝርከቡ ዓቕሚ ዘይብሎምን ኣረጋውያንን ሓረስቶት ግራውቶም ብዘመናዊ ትራክተር ይሓርሱሎምን ደገፍን ክትትል ይገሩሎምን ከምዘለዉ ተሓቢሩ። እቲ ደገፍ ኣብቲ…

ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 41 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ 20 ትራክተራት ንዝተፈላለያ ወረዳታት ተኸፋፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (USAID) ምስ ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ብምትሕብባር ብ41 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ 20 ትራክተራት ን6 ወረዳታት ትግራይ ከምዝተኸፋፈላ ማረት ገሊፃ። እተን ትራክተራት ኣብቲ ክልል ብሰንኪ ወራር…

መንግስቲ ሓዊሱ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ንሰለማዊነት ሓፈሻዊ ምርጫ ሓላፍነቶም ንምክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ፥ መንግስቲ ሓዊሱ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ንሰለማዊነት ሓፈሻዊ ምርጫ ሓላፍነቶም ንምክዋፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ናፃ፣ ገለልተኛ፣ ፍትሓዊ፣ ተኣማኒ፣ ዴሞክራሲያዊን…

ልዕሊ ብር 1 ሚሊየን ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ልዕሊ ብር 1 ሚሊየን 80 ሺሕ ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ። እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኮድ 3 ኣብ ዝኾነት ናይ ፅዕነት መኪና እቶም ኣቑሑት ሒዙ ካብ ዞባ ባሌ ከተማ ሮቤ ናብ ከተማ ሻሸመኔ እንትጓዓዝ…

ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኬኒያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ሪይቸል ኦማሞ ኬኒያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ከምዝመፅኣ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 500 ሺሕ ኣባይቲ ኣብ ሓሙሽተ ዓማውቲ ንምህናፅ ዝተገበረ ስምምዕነት ስዒቡ ዝናፈሱ ወረታት ሓሶት ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 500 ሺሕ ኣባይቲ ኣብ ሓሙሽተ ዓማውቲ ንምህናፅ ዝተገበረ ስምምዕነት ስዒቡ ዝናፈሱ ወረታት ሓሶት ከምዝኾኑ ቢሮ ልምዓት ኣባይቲን ምምሕዳርን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ኣብ ከይዲ አእቲ ስምምዕነት ኣድሂቡ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ።…