ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካ ዘይቲ ብልዒ ደብሊው ኤ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብልዕሊ ብር 5 ነጥቢ 2 ቢሊየን ወፃኢ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ዘይቲ ብልዒ ደብሊው ኤ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ። የደብሊው ኤ ቢዝነስ ግሩፕ ዋና ስራ አስፈጻሚ እና የፋብሪካው ባለቤት አቶ ወርቁ አይተነው፤ ለመገናኛ ብዙሃን በሰጡት መግለጫ ፋብሪካው ከሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቃል ምኽባርን ምፍፃምን ቁልፊ ተግባር ኣመራርሓ ለውጢ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቁፅሪ ሓደ ፋብሪካ ሽኮር ጣና በለስ ብቀዳማይ ሚኒወትር ኣቢይ ኣሕመድ ተመሪቑ ስራሕ ጀሚሩ። ኢትዮጵያ ካብ ደቃ፣ ታሪኻ፣ ባህላን ንደቃ ኣብ ምትዕራቕን ከምትርከብ፤ እዚ ድማ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብበዓል መዚ ምምሕዳር መገዲታት ዝተሃንፁ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም። እቶም 24 ፕሮጀክትታት መገዲ ብሓፈሻ ልዕሊ 37 ነጥቢ 6 ኪሎ ሜትሮ ንውሓትን ንእግረኛ ዝኸውን መገዲን ሓዊሱ ካብ 6 ክሳብ 40…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፅገና መገዲ ዘገልግላ ማሽነሪታት ንክልላት ተኸፋፊለን Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈንድ መገዲ ንፅገና መገዲ ዘገልግላ ማሽነሪታት ንክልላት ኣከፋፊሉ። እተን ማሽነሪታት ብ600 ሚሊየን ዝተዓደጋ ኢየን። ስለዝኾነ 21 ሎሚ እንትከፋፈላ ተወሰኽቲ 12 ማሽነሪታት እውን ኣብ ቀረባ መዓልቲ ክኣትዋ ኢየን ተባሂሉ። ክልላት…
ቢዝነስ ፋብሪካ ሽኮር ጣና በለስ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቁፅሪ ሓደ ፋብሪካ ሽኮር ጣና በለስ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ። እቲ ፋብሪካ 2 ሚለየንን 372 ሺሕን ቶን ሽኮር ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ብሓፈሻ 13 ሺሕን 667 ሄክታር ብቃንጫ ሽኮር ዝለምዐ መሬት ዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ክምረቑ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብበዓል መዚ ምምሕዳር መገዲታት ዝተሃንፁ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ክምረቑ ኢዮም። እቶም 24 ፕሮጀክትታት መገዲ ብሓፈሻ ልዕሊ 37 ነጥቢ 6 ኪሎ ሜትሮ ንውሓትን ንእግረኛ ዝኸውን መገዲን ሓዊሱ ካብ 6 ክሳብ 40…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሸሞንተ ዓመት ዝተጓተተ ግድብ 70 ሚኢታዊ በፂሑ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንሸሞንተ ዓመት ዝተጓተተ ግድብ ግንጪ ህንፀቱ 70 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣፈፃፅማ እቲ ፕሮጅክት ዝተሰመዖም ሓጎስ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም። ህንፀት እቲ ግድብ ኣዝዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅሬት ትምህርቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንምሕላው ዓሊሙ ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም መምህራን ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬት ትምህርቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንምሕላው ዓሊሙ ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም መምህራን ስልጠና ይወሃቦም ከምዘሎ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ዩንቨርስቲ ጋምቤላ “ፅሬት፣ ኣግባብነት፣ ፍትሓውነትን ተበፃሕነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ ሰለስተ ዙራት ካብ 4 ነጥቢ 3 ክሳብ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ደገፍ ከምዝተገበረ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ሰለስተ ዙራት ካብ 4 ነጥቢ 3 ክሳብ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ደገፍ ከምዝተገበረ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ኣብ ቀዳማይ ዙር 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ከምኡውን ኣብ ካልኣይን ሳልሳይን ዙር ን4 ነጥቢ…
ቴክኖሎጂ ናይጄርያ ትዊተር ንዘይተወሰነ እዋን ክትእግዶ ምዃና ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ናይጀርያ ትዊተር ኣብታ ሃገር ንዘይተወሰነ ግዜ ከወንዝፎ ምዃኑ ሚኒስትር ሓበሬታ ኣፍሊጡ። እቲ ውሳነ “ትዊተር ብተደጋጋሚ ሃለዋት ናይጀርያ ዝፈታተን ንጥፈታት ይካየደሉ ስለ ዘሎ’ዩ" ተባሂሉ። ትዊተር እቲ ትማሊ ዓርቢ ዝወጽአ መግለጺ…