Fana: At a Speed of Life!

ፋብሪካ ዘይቲ ብልዒ ደብሊው ኤ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብልዕሊ ብር 5 ነጥቢ 2 ቢሊየን ወፃኢ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ዘይቲ ብልዒ ደብሊው ኤ ተመሪቑ። ወናኒን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ደብሊው ኤ ቢዝነስ ግሩፕ ኣይተ ወርቁ ኣይተነው ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ ፋብሪካ ካብ ጠለብ ውሽጢ ዓዲ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ስሩዕ ኣኼቡኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምፅዳቕ ጀሚሩ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣደም ፋራሕ ንኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ኣጀንዳታት ዘቕረቡ እንትኾኑ፥ እቲ ቤት ምኽሪ እውን ዝቐረቡ…

ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቱ ወፍሪ ምትእኽኻብ እቶትን ምሃብ ግንዛበን ኣብ ከተማ ለንደን ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቱ ወፍሪ ምትእኽኻብ እቶትን ምሃብ ግንዛበን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ለንደን ክጅመር ኢዩ። እቲ ወፍሪ ሲቪክ ትካላትን ለንደን ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ዝተዳለወ እንትኸውን፥ ንክልተ ኣዋርሕ…

ኡጋንዳ ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ቫይረስኮሮና ኣቢያተ ትምህርቲ ዓፂያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡጋንዳ ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ቫይረስኮሮና ኣቢያተ ትምህርቲ ዓፂያ። ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ዮዌሪ ሙሴቪኒ፥ ኣብታ ሃገር ካልኣይ ማዕበል ለበዳ ቫይረስኮሮና ብዙሓት ሰባት እናተትሓዙ ስለዝኾኑ፤ ኣቢያተ ትምህርቲ ከምዝተዓፀዉን ብዙሕ ሰብ ኣብ ዝእከበሎም…

ፈልሲ እናተኸልካ ሃገር ፅብቕቲ ምግባር ካብ ኩሉ ትፅቢት ዝግበር ተግባር ኢዩ -ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈልሲ እናተኸልካ ሃገር ንክትምዕርግ ምስራሕ ካብ ኩሉ ሰብ ትፅቢት ዝግበረሉ ተግባር ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ክልል ኣምሓራ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር 2013 ዓ.ም…

ትውልደ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ሲፋን ሓሰን ክብረወሰ ዓለም 10 ሺሕ ሜትሮ ሰቢራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብትውልዲ ኢትዮጵያዊት ብዜግነት ሆላንዳዊት ዝኾነት ኣትሌት ሲፋን ሓሰን ክብረወሰ ዓለም 10 ሺሕ ሜትሮ ሰቢራ። ኣትሌት ሲፋን ሓሰን፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2016 ብኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ተታሒዙ ዝነበረ ርሕቐት ብምምሕያሽ ኢያ…

ዕጡቓት ብርኩናፋሶ ልዕሊ 130 ሰባት ቐቲሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዕጡቓት ብርኩናፋሶ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ቡርኪናፋሶ ትርከብ ሓንቲ ገጠር ልዕሊ 132 ሰባት ከምዝቐተሉ መንግስቲ እታ ሃገር ገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ፥ ኣብታ ሃገር ዛጊድ ካብ ዝተፈፀሙ መጥቃዕቲታት እቲ ዝኸፍአ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብቲ መጥቃዕቲ…

ኣምባሳደር ነቢል ማህዲ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣንን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን የኢትዮጵያ ልዩ መልዕክተኛና ባለሙሉ ስልጣን አምባሳደር ነቢል ማህዲ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሬቤካ ኒያንዴንግ ዲማቢዮር ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም።…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ። እቲ ቤት ምኽሪ 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነ ከመሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡ እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ…

ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት መሰረተ ልምዓት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክል ኦሮሚያ ዞባ ወለጋ ወረዳ ጋንጂን ዞባ ባሌ ወረዳ ጎሮን ዝተሰርሑ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት መሰረተ ልምዓት ተመሪቖም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ፥ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ክላስተር ልምዓት ገፀር ዶክተር ግርማ ኣመንቴ ሓዊሱ…