ኣብ ኒውዮርክን ብራስለስን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትውልደ ኢትዮጵውያንን ኢድ ኣእታውነት ወፃ ዝኹንኑ ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኒውዮርክን ብራስለስን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትውልደ ኢትዮጵውያንን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢን ዝኹንኑን ሓቀኛ ምስሊ ኢትዮጵያ ዝገልፁን ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶም።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ድማ፥ ኣብ…