ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ሪፎርም ጎብኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዶክተር ኣኪንውሚ ኣዴሲናን ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ሪፎርም ጎብኒዮም።
ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ዶክተር አኪንውሚን…