Fana: At a Speed of Life!

እንትንተሓባበር ንኢትዮጵያ ክብ ክነብላ ንኽእል ኢና – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ኮንፈረንስ ማሕበር ልምዓት ኦሮሚያ ኣብ ፓርክ ሓድነት ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ ብሓባር ምትሕግጋዝ ንኢትዮጵያ ክብ ምባል ከምዝከኣል ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብግደኦም፥ “ኣብዚ…

ኣብ ደቡብ ወሎ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ቦረና 3 ሺሕን 441 ዘይሕጋዊ ጠያይቲ ብሬንን ካልኦት መሳርሒታት ኲናትን ከምዝሓዘ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኮማንደር ጌታቸው ደረሰ፥ እቲ መሳርሒ ኲናት ካብ ደሴ ናብ ቦረና መካነ…

ኣብ ከይዲ መረፃ መጥቃዕቲ ሳይቨር ከየጋጥም ብፍሉይ ጠመተ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ መረፃ መጥቃዕቲ ሳይቨር ከየጋጥም ብፍሉይ ጠመተ እናሰርሐ ምዃኑ ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታ ድሕንነትን ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ሹመቴ ግዛው፥ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ መረፃ ካብ ዘፈፅመሎም እታወታት ሓደ ዝጥቀመሎም…

ግሎባል ፓርትነርሺፕ ፎር ኢትዮጵያ 850 ሚሊየን ዶላር ንመንግስቲ ኣታዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሰ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ውልቀ ኦፕሬተርነት ቴሌኮም ንምስታፍ ጨረታ ዝሰዓረ ግሎባል ፓርትነርሺፕ ፎር ኢትዮጵያ 850 ሚሊየን ዶላር ንመንግስቲ ኣታዊ ምግባሩ በዓል መዚ ኮሙዩኒኬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኢንጅነር ባልቻ…

ፕሮጀክታት መፈልፈሊ ሓይሊ ፃሓይ ቤልቱን ሚኖን ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ቁምቢ ከተማ ሚኖን ኣብ ዞባ ቦሌ ወረዳ ሂዳን ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት መፈልፈሊ ሓይሊ ፃሓይ ሚኖን ቤልቱን ተመሪቖም። እቶም ፕሮጀክታት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሚኒስትር…

ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ መዓድን ወርቂ ልዕሊ 505 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ 6 ሺሕን 785 መዓድን ወርቂ ልዕሊ 505 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ክርከብ ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሃፍቲ ተፈጥሮ፣ መስኖን ኢነርጂን፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…

ካውንስል ፅሬት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካውንስል ፅሬት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተጣይሹ። እቲ ካውንስል ፅሬቱ ዝሓለወ ቀፃልነት ዘለዎ ባህሊ ፅሬት ንኽፍጠር ምግባር ዘኽእል ዘይሻራዊ ካውንስል ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ፣ ንምርምር ብቑዓት ዝኾኑ ተመራመርቲ ምፍራይ፣…

መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ማሕበር ልምዓት ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ማሕበር ልምዓት ኦሮሚያ (ኦልማ) ኣብ ፓርክ ሓድነት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ…

ስራሕቲ ዓውዲ ትራንስፖርት ፀገም ፈታሕቲ ኣብ ዝኾኑ መፅናዕቲታት ክምስረት ይግባእ – ሚኒስቴር ትራንስፖርት

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ዓውዲ ትራንስፖርት ፀገም ፈታሕቲ ኣብ ዝኾኑ መፅናዕቲታት ክድረኽ ከምዝግባእ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ገሊፀን። ኣብ ፕሮግራም ምትእስሳርን ተበፃሕነትን መገዲ ገፀር ከምኡ እውን መሰረተ ልምዓት መገዲ ንምቁፅፃርን…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሪጅን ሰሜን ምብራቕ ምብራቕ ኣገልግሎት ኢንተርኔት 4ጂ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ኣርባዕተ ከተማታት ሪጅን ሰሜን ምብራቕ ምብራቕ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ (4ጂ) ኣጀሚሩ እቲ ትካል ኣብ ከተማታት ሰመራ፣ ሎጊያ፣ ኣሳኢታን ኣዋሽ ሰባት ኪሎን ኢዩ ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ኣገልግሎት ሞባይል 4ጂ ኤል…