ብ31 ሚሊየን ብር መበገሲ ካፒታል ዝተጣየሸ ላንሴት ስፔሻላይዝድ ማእኸል ሕክምና ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብ31 ሚሊየን ብር መበገሲ ካፒታል ብኢትዮጵያውያን ሓካይም ዝተጣየሸ ላንሴት ስፔሻላይዝድ ማእኸል ሕክምና ተመሪቑ።
እቲ ማእከል ሕክምና ኣብዛ ሃገር ኣብ ዘለዉ ሆስፒታላት ዝረኣዩ ድሩትነት ዓቕሚ በምሽፋን፥ ብዝተበታተኸ መገዲ ዝወሃብ ናይ ወልቀ…