ትካላት ኣሜሪካ ኣብ ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኔቬሽንን ኢትዮጵያ ንምውፋር ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ብምኽትል መራሒ ሚሲዮን ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ዴቪድ ሬንዝ ምስ ዝተመርሐ ኣባላት ኮሚቴ ድሕንነት ተመረፅቲ ሴኔት ኣሜሪካ ተዛቲዮም፡፡
ክልቲአን ሃገራት ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ትካላተን ብሓባር ክሰርሓ ዝኽእላሉን እቲ…