Fana: At a Speed of Life!

ናብ ሓደ ሺሕ ዝፅግዑ ኣብ ዝተፈላለዩ ገበናት ዝተሳተፉ ውልቀ ሰባት ተታሒዞም ምርመራ ይግበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ገበናት ብምፍፃም ስግኣት ፀፅታ ዝኾኑ 1 ሺሕ ዝኾኑ ውልቀ ሰባት ሒዙ ምፅራይ እናገበረ ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን 22 ጉንበት 2013 ዓ.ም ኣብ ሸውተ ክፍለ ከተማታት ኣብ ዝተመረፁ…

መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ህዝቢ እቲ ክልል ተረባሒ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ህዝቢ እቲ ክልል ተረባሒ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ተዛሪቦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መንግስቲ እቲ ክልል ንብዙሓት ርእሰ ጉዳያት…

ዘዕግብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላትን ኣመራርሓታትን ሰራዊት ምክልኻል ስነ-ስርዓት ምልባስ መዓርግ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ መዓርግ መፅመንሒ ግዜኦም ዝሸፈኑን ዘዕግብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣመራርሓታት እቲ መምርሒ ስነ-ስርዓት ምልባስ መዓርግ ኣካይዱ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምልባስ መዓርግ፥ ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ዋና መተሓባበሪ ህንፀት ዓውዲ…

ብውዙዕ ሓበሬታ ህዝቢ ንምድንጋር ዝግበር ፈተነ ተቐባልነት ዘይብሉ ታራ ተግባር ኢዩ – ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብውዙዕ ሓበሬታታት ብምፍናው ህዝቢ ንምድንጋር ዝግበር ፈተነ ተቐባልነት ዘይብሉ ታራ ተግባር ከምዝኾነ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ። እቲ ፓርቲ፥ ካብ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ልሒኹ ዝወፅአ ዘረባ ኣቦ መንበር ፓርቲ ብልፅግና ኣሲሎም ተማሂዙ ዝተለቐቐ ድምፂ…

“ንቑሕ ተሳትፎ ሙሁራትን ዜጋታትን ኣብ ምግሃድ ግድብ ህዳሰ” ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ ምስ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ መተሓባበሪ ተሳትፎ ህዝቢ ግድብ ህዳሰ ብምትሕብባር “ንቑሕ ተሳትፎ ሙሁራትን ዜጋታትን ኣብ ምግሃድ ግድብ ህዳሰ” ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ…

ንሰብ ሞያታት ኮሙዩኒኬሽን ፌዴራልን ክልልን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬስ ሴክሬታሪት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንሰብ ሞያታት ኮሙዩኒኬሽን ፌዴራልን ክልልን ስልጠና ይህብ ኣሎ፡፡ እቲ ስልጠና፥ “ኮሙዩኒኬሽን ኣብ ዲጂታል ዘበን”ን “ናይ ቀውሲ ኮሙዩኒኬሽንን” ብዝብል ርእሲ እናተኻየደ ምዃኑ ካብቲ ቤት ፅሕፈት…

ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ሴናተር ጂም ኢንሆፍ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ሴናተር ኣሜሪካ ግዝኣት ኦክላሆማ ጂም ኢንሆፍ ተዛቲዮም። ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ኣብ ዞባዊን ሃገራዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ምዝታዮም ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…

እስራኤልን ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብን ቀዳማይ ስምምዕነት ቀረፅ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤልን ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብን ቀዳማይ ስምምዕነት ቀረፅ ተፈራሪመን። ሚኒስትር እቶት እስራኤል ከምዘፍለጦ፥ እተን ሃገራት ሓለዋ ኢንቨስትመንት ዘካተተን ፈላማይ ዝኾነን ስምምዕነት ቀረፅ ተፈራሪመን፡፡ እቲ ስምምዕነት ኣብ ሞንጎ እተን…

መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ኢንተርፕራይዛት ደኣንት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ኢንተርፕራይዛት ትካላት ደቀቕቲን ኣናእሽቱን(ደኣንት) ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ይሳተፉ ኣለዉ። ኣብ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል…

ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ንምቅልጣፍ ንኢኮኖሚያዊ ዕቤትን ብሄራዊ ልምዓትን ኣድላዪ ከምዝኾነ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምቅልጣፍ ንኢኮኖሚያዊ ዕቤትን ብሄራዊ ልምዓትን ኣድላዪ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ስለዝኾነ ድማ ኣብቲ ዓውዲ ኣብ ሽቶ ምዕባለ ኢትዮጵያ ትኹረት ዝገበረ ምዃኑ ኣብ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም፡፡…