ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምትእስሳር ቁጠባዊ ሃፍቲ ዘባ ቀርኒ ኣፍሪካ ብምጥንኻር ንሰላም ዘለዎ ዋጋ ዕዙዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምትእስሳር ቁጠባዊ ሃፍቲ ዘባ ቀርኒ ኣፍሪካ ብምጥንኻር ንሰላም ዘለዎ ዋጋ ዕዙዝ ከምዝኾነ ተመራመርቲ እቲ ዓውዲ ገሊፆም።
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ነበር ተደራዳሪ ግድብ ህዳሰን ጉዳይ ጂኦ ፖለቲካ ሩባ ኣባይ…