ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክልል ትግራይን ዞባ መተከልን ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ብር 50 ሺሕ ሓገዝ ገይረን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክልል ትግራይን ዞባ መተከልን ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ብር 50 ሺሕ ሓገዝ ገይረን።
ኣቦ መንበር “ሰብኣዊ ፍቕሪ ንትግራይን መተከልን” ብዝብል ዝንቀሳቐስ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ ሓገዝን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ታማኝ…