ምምሕዳር ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘንበሮ እገዳ ቪዛ ከምዝቃወሙ ሴናተር ጅም ኢንሆፍ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘንበሮ እገዳ ቪዛ ከምዝቃወሙ ሴናተር ግዝኣት ኦክላሆማ ፓርቲ ሪፐብሊካን ኣሜሪካ ጅም ኢንሆፍ ገሊፆም።
እቶም ሴናተር፥ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሐዚ እዋን ሓገዝ እንበር እገዳ ኣይግባኣን በምባል ኢዮም ኣብ ለዕሊ…