ዓለም ለኻዊ ዜናታት ናይጄሪያ ምስ ጥሕሰት ሕጊ ኮቪድ-19 ተተሓሒዙ 90 ተጓዓዝቲ ተተኣላልሽ ኣላ Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይጄሪያ ሕጊ ኮቪድ-19 ጥሒሶም ዝበለቶም 90 ተጓዓዘዝቲ ተተኣላልሽ ኣላ። እቶም ተጓዓዝቲ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ብራዚል፣ ህንዲን ቱርኪን ዝመፅኡ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ፡፡ እቶም ተደለይቲ ሰባት ካብ 8 ክሳብ 15 ጉንበት ኣብ ዘለዉ እዋናት ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ጉባኤ ምርምርን መፅናዕቲን ምስላጥ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል ሻውዓይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ምርምርን መፅናዕቲን ኣብ ዩንቨርስቲ መደ ወላቡ ምስላጥ ጀሚሩ። “ኣብ ኢትዮጵያ ምርመር ንዘላቒ ልምዓት” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተዳለወ እቲ ጉባኤ፥ 20 ውፅኢታት ምርምር ብምቕራብ ዘተ ክግበረሎም ኢዩ ዝብል ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን መበል 20 ዓመት ምስረታ በዓሉ የኽብር ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን መበል 20 ዓመት ምስረታ በዓሉ የኽብር ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ይሳተፉ ኣለዉ። ግዕዝይና ኣብ ምክልኻል ልዑል ግደ ንዝነበሮም ኣካላት ኣፍልጦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 44 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)44 ሚሊየንን 737 ሺሕን 757ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ካብ 7 ክሳብ 12 ግንቦት ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ተፍቲሽ ኢዮም ተታሒዞም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሃነፁ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ብቕልጡፍ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሃነፁ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ንምዝዛም ፍሉይ ትኹረት ብመሃብ እናተሰርሐ ምዃኑ ቤት ፅሕፈት ሜጋ ፕሮጀክት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። መካየዲ ስራሕ እቲ ቤት ፅሕፈት ኢንጅነር ሽመልስ እሸቱ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ሰሙን ምርምር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓመታዊ ሰሙን ምርምር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ። እቲ መርሃ ግብሪ “ምርመር ንሰላምን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተሳለጠ ዝርከብ። ስለዝኾነ ድማ ምርምር ኣብ ሰላምን ህንፀት ሃገርን ዝህልዎ ግደ ትኹረት ዝገበሩ ፓነል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ህንዲ ቁፅሪ ብሰንኪ ቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ካብ 300 ሽሕ ዛይዱ Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ቁፅሪ ብሰንኪ ቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ካብ 300 ከምዝዛየደ ተገሊፁ። ካብቲ ዝተገለፀ መጠን ሞት እቲ 100 ሺሕ ሓደ ወርሒ ኣብ ዘይመልእ ጊዜ ከምዘመዝገበቶ ተሓቢሩ። ብተወሳኺ ሆስፒታላት ህንዲ ብብዝሒ ሕሙማት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኣብ ምምላእ መሰረታዊ ድሌት ዜጋታት ከምዘተኮረ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ዓውዲ ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኣብ ምምላእ መሰረታዊ ድሌት ዜጋታት ትኹረት ከምዝገበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንምድኻምን ሓድነታ ንምንጋዕን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣካል ዝህቀን ትንኮሳን ፅዕንቶን ብሓባር ክንምክት ይግባእ-ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ Gebremariam Weldegerima May 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምድኻምን ሓድነታ ንምንጋዕን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣካል ዝህቀን ትንኮሳን ፅዕንቶን ብሓባር ክንምክት ይግባእ ክብሉ ኣምባሳደር ታዬ አጽቀስላሴ ተዛሪቦም። ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ቻይና ብዘጋጠመ ሓያል ኩነታት ኣየር ኣብ ውድድር ጉያ ዝነበሩ 21 ኣትሌታት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima May 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ምዕራብ ቻይና እናተኻየደ ዝነበረ ውድድር ጉያ ስግረ-መሮር ብዘጋጠመ ሕማቕ ኩነታት ኣየር ብውሑድ 21 ተወዳደርቲ ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ ትማሊ ቀዳም ኣብ ግዝኣት ጋንሱ ኣብ ዝርከብ መስሕብ በፃሕቲ “የለው ሪቨር ስቶን ፎረስት” ይካየድ ኣብ…