ኢትዮጵያ ተግባራዊ ዝገበረቶ ቅዋም በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ተስፋ ዝህብ ስጉምቲ ከምዝኾነ ሩሲያ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ተግባራዊ ዝገበረቶ ቅዋም በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ተስፋ ዝህብ ስጉምቲ ከምዝኾነ ሩሲያ ገሊፃ።
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ክልል ትግራይ ተግባራዊ ዝወሰኖ ውሳነ ኣብቲ ክልል ለውጢ ንምምፃእ ተስፋ ዝህብ ስጉምቲ ከምዝኾነ ኢዮም ቀዋሚ…