ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 125 ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መድረኽ ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር “ዓድዋ ብዓይኒ ሙሁራት ታሪኽ” ብዝብል ርእሲ መድረኽ ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፓነል ዘተ ሚኒስትር ዲኤታ ባህሊን ቱሪአዝምን ወይዘሮ ብዙነሽ መሰረት ሓዊሱ ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር እቶት ስወራ ታክሲን ምጭብርባርን ኣብ ሃገር እናብፀሖ ዝርከብ ጉድኣት ኣመልኪቱ ይዛተ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር እቶት ስወራ ታክሲን ምጭብርባርን ኣብ ሃገር እናብፀሖ ዝርከብ ጉድኣት ኣመልኪቱ ኣብ ከተማ ጅማ ይዛተ ኣሎ። እቲ ዘተ “ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ንኹመዳይ ኣተኣኻኽባ እቶት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዓወት ዓድዋ ውፅኢት ጅግንነት፣ ስምዒት ፍቕሪ ሃገርን ጥበብ ኲናትን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቢይ ኣሕመድ መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም ድማ ዓወት ዓድዋ ውፅኢት ጅግንነት፣ ስምዒት ፍቕሪ ሃገርን ጥበብ ኲናትን ከምዝኾነ ገሊፆም። “ጎራዴ ተዓጢቕካ መድፍዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልክ ትግራይ 100 ሚሊየን ብርን ዝተፈላለዩ ደገፋትን ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልክ ትግራይ 100 ሚሊየን ብር፣ 35 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲ ቢሮ፣ 3 ኣምቡላንስን 2 መኪናን ደገፋትን ገይሩ። ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤ እቲ ደገፍ ንግዚያዊ ምምሕደር እቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጨፌ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ጨፌ 158 ሹመታት ዳያኑ ኣፅዲቑ። ብተወሳኺ ኣይተ ነመራ ቡሊ ሓላፈ ሓይኢ ሰብን ፐብሊክ ሰርቪስን ኦሮሚያ፣ ኣይተ ጌቱ ወዬሳ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት፥ ኣይተ ሁሴን ኡስማን ናይ ለዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ፣ ወ/ሮ ሰይዳ ኡስማን ሓላፊት ቢሮ ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 125 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣወስትራሊያ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ እምብሲ ፌዴሪኢ ብዘዳለዎ ኣብ ኣወስትራሊያ ተኸቢሩ። ኣብቲ ብኢንተርንት ዝተገበረ ዘተ ዝተሳተፈ ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዲያስፕራ ኢትዮጵያ ወ/ሮ ሰላማዊት ዳዊት፥ ዓወት ዓድዋ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ዓወትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳማሪታንስ ፐርስ ንተጋሩ ተመዛበልቲ ጊዚያዊ መፅለሊ ዝኸውን ቴንዳን ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሑ ኣምፑላትን ደገፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳማሪታንስ ፐርስ ልዕሊ 8 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ንተጋሩ ተመዛበልቲ ጊዚያዊ መፅለሊ ዝኸውን ቴንዳን ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሑ ኣምፑላትን ደገፍ ገይሩ። እቲ እካል ዝገበሮ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ናብ መቐለ ዝኣተወ እንትኸውን፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪን መቐለ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪን ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ደገፍ ንምግባር መቐለ ኣቲዮም። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትበፅሑ ዋና…
ኮሮናቫይረስ መዐቀኒ ከየማልኣ ምርመራ ላቦራቶሪ ኮቪድ 19 ነካይድ ኢና ዝብላ ዘለዋ ትካላት ካብ ተግባረን ክቑጠባ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መዐቀኒ ከየማልኣ ምርመራ ላቦራቶሪ ኮቪድ 19 ነካይድ ኢና ዝብላ ዘለዋ ትካላት ካብ ተግባረን ክቑጠባ ይግባእ ክብል ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኢንስቲትዩት ካብ ሓደ ጠካል ምርመራ ላቦራቶሪ ብምብጋስ ኣብ ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ካብ ድኽነት ንምልቓቕን ተረባሒ ልምዓት ንምግባርን ብትኹረት ከምዝስራሕ ጨፌ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ካብ ድኽነት ንምልቓቕን ተረባሒ ልምዓት ንምግባርን ብትኹረት ከምዝስራሕ ጨፌ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ጨፌ ኦሮኢያ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ስሩዕ ኣኽብኡ፥ ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2013 ዓ.ም ገምጊሙ። ብተወሳኺ ረቀቕቲ ኣዋጃት…