ስፓርት ፋሲል ከነማ ናይ ተዓዋትነት ዋንጭኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሃዋሳ ተረኪቡ Gebremariam Weldegerima May 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ፋሲል ከነማ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ዓመተ 2013 ናይ ተዓዋትነት ዋንጭኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሃዋሳ ተረኪቡ። ኣብ መበል 25 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መስ ሃዋሳ ከነማ ኣብ ዝገበሮ ፃውቲ 1 ን1 ብዝኾነ ውፅኢት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣዛዚ ሰራዊት ናይጄርያ ብምኽኒያት ሓደጋ ነፋሪት ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም Gebremariam Weldegerima May 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዛዚ ሰራዊት ናይጄርያ ሌተናል ጀነራል ኢብራሂም ኣታሂሩ ብምኽኒያት ሓደጋ ነፋሪት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። እታ ነፋሪት ኣብ ሰሜን ምዕራብ ኣብ እትርከብ ግዝኣት ካዱንጋ ብምሕምሻሻ እቶም ጀነራል ምሟቶም ሰብ መዚ እታ ሃገር ኣፍሊጦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ካብ ሃገር ወፃእ ቀዳማይ መስራቲ ጉባኤ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima May 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ካብ ሃገር ወፃእ ቀዳማይ መስራቲ ጉባኤ ኣብ ኣሜሪካ ኣካይዱ። እቲ ጉባኤ፥ ኣብ ህንፀት ሰላም፣ ሓድነትን ምክብባርን ዘለዉ ናይ ሓባር ክብሪታት ኣጠናኺርካ ምስራሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘድሃበ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብልዕሊ 246 ሚሊየን ወፃኢ ብምግባር ዝተሃነፀ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima May 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ብ246 ሚሊየንን 688 ሺሕን 115 ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም። እቶም ፕሮጀክቲታት ንልዕሊ 3 ሺሕን 292 ሰባት ጊዚያውን ቀዋምን ዕድል ስራሕ ከምዝፈጥሩ ተገሊፁ። ንተረባሕቲ ድማ 279 ሚሊየንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብሰለስቲአን ሃገራት ብሄራዊ ጉጅለ ተመራመርቲ ብመሰረት ዘውፅኦ ሰሌዳ ግዜ ከምዝካየድ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 22, 2021 0 አዲስ አበባ ፣ ግንቦት 14 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኦታዋ ኢምባሲ ፌዴሪኢን ጥምረት ዓብዪ ግድብ ህዳሰን ኣብ ካናዳ ብሓባር ብምዃን ኣብ ዘሰናድእዎ ናይ ዌብናር ኣኼባ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ካልኣይ ዙር ሓበራዊ ፖለቲካዊ ዘተ ኢትዮ-ብራዚል ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima May 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል ካልኣይ ዙር ሓበራዊ ፖለቲካዊ ዘተ ኢትዮ-ብራዚል ተሳሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ መኪ ኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን መሰተኦም ኣምባሳደር ብራዚል ኬኔት ዲኖሪንጋን ኣብ ዝተሳተፍሉ ዝተኻየደ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ከልላዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሳልሳይ ዙር ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ተቐማጥነቶም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝኾኑ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ዙር ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ተቐማጥነቶም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝኾኑ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ተዋሂቡ። እቲ መብርሂ ብዙሓት ኣባላት ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝተገቀረ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዘመናዊ ዱኽዕን ምሩፅ ዘርእን ናብ መላእ ወረዳታት ምብፃሕ ተጀመሩ Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዘመናዊ ዱኽዕን ምሩፅ ዘርእን ናብ መላእ ወረዳታት ምብፃሕ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። እቲ ሎሚ መዓንቲ ናብ መላእ ወረዳታት ምብፃሕ ዝተጀመረ ዘመናዊ ዱኽዒን ምሩፅ ዘርእን 32 ሽሕ ኩንታል እንትኸውን ፥ ካብ መቐለ ናብ መላእ ወረዳታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብምቅዋም ኣብ ዘዘለውዎ ብምዃን ድምፆም ዘስምዕሉ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብምቅዋም ኣብ ዘዘለውዎ ብምዃን ድምፆም ዘስምዕሉ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ "ኢድኩም ካብ ኢትዮጵያ ኣልዕሉ" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። "ብሄራዊ ክብሪ…
ስፓርት ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ 1 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ሰበታ ከተማ ተዓዊታ ዝወፅአትላ ብሕታዊት ሽቶ ቶማስ ምህረቱ ኣብ መበል 81 ደቒቕ ከምዘመዝገባ ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ። ሎሚ…