ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምዝገባ ካርድ መረፃ ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምዝገባ ካርድ መረፃ ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣናዊሑ።
ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዝካየድ ምዝገባ መረፅቲ እኳ እንተተዛዘመ ንተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ግዘ ምሃብ ከምዘድሊ እቲ ቦርድ ወሲኑ።
ብመሰረት…