Fana: At a Speed of Life!

ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ኣብ ሱሉልታ ዘህነፆ ማእኸል መሰልጠኒ ሎሚ መዓልቲ ከመርቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ኣብ ሱሉልታ ዘህነፆ ማእኸል መሰልጠኒ ሎሚ መዓልቲ ከመርቕ ኢዩ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምርቓት፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነገስቲ፣ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ዲፕሎማታተን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ኣብ…

ኣብ መፅንሒ መዓስከር ስዑዲ ዝነበሩ ዜጋታት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ በቢዕለቱ ክምለሱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፅንሒ መዓስከር ስዑዲ ዝነበሩ ዜጋታት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ በቢዕለቱ ክምለሱ ኢዮም። እቶም ኣስታት ሽዱሽተ ብዝኾኑ በረራታት ነፈርቲ ኢትዮጵያን ስዑዲን ዝምለሱ ዜጋታት፥ ቁፅሮም ለዕሊ 2 ሺሕ ከመዝኾኑ ተገሊፁ። እቶም ዜጋታት ብዘይሕጋዊ…

ኣብ ልዕሊ ኣቕረብቲ ሰብኣዊ ደገፍ ክልተ ኢትዮጵያውያንን ሓንቲ ስዊድናዊትን መጥቃዕቲ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተረፍ መረፍ ህወሓት ኣብ ዝንቀሳቐሰሉ ከባቢ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ ኣቕረብቲ ሰብኣዊ ደገፍ ክልተ ኢትዮጵያውያንን ሓንቲ ስዊድናዊትን መጥቃዕቲ ተፈፂሙ። ዓቢይዓዲ ኣብ ዝተብሃለ ከባቢ ሰራሕተኛታት ጉጅለ ዶብ ኣልቦ ሓካይም ኣብ ለዕሊ ዝኾኑ ብሓይሊ…

ምዝዛም ህንፀት ግድብ ህዳሰ ንኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ክብ ንኽትብል ከምዝሕግዝ ሙሁራን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዝዛም ህንፀት ግድብ ህዳሰ ንኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ክብ ንኽትብል ከምዝሕግዝ ሙሁራት ጉዳይ ማይን ተመራመርቲ ቁጠባዊ ሃፍቲን ገሊፆም። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር መምህር ፖለቲካ ሳይንስን ዓለም ለኸ ርክብን ከምኡ እውን ተመራማሪ ጉዳይ ሃፍቲ…

ውድድር ሴካፋ ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህርዳር ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 23 ዓመት ውድድር ፅዋዕ ማእኸላይን ምብራቕን ኣፍሪካ ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህርዳር ክካየድ ኢዩ፡፡ እቲ ፀወታ ካብ 26 ሰነ ክሳብ 11 ሓምለ 2013 ዓ.ም ዝካየድ እንትኸውን፥ 11 ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን…

ቤት ፍርዲ ህንፃታት ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ብዘይሻራዊ ኣመሓዳሪ ተታሒዞም ንኽመሓደሩ ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ቤት ፍርዲ ህንፃታት ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ብዘይሻራዊ ኣመሓዳሪ ተታሒዞም ንኽመሓደሩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል 1ይ መጋባእያ እዋን ቆፀሮ ምድብ ኣራዳ 16፣ 17ን 18 ሰነ 2013 ዓ.ም…

ኢትዮጵያውያን ሰብ ሃፍቲ ወደብ ላሙ ንኽጥቀሙ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ሰብ ሃፍቲ ወደብ ላሙ ንኽጥቀሙ ፃውዒት ቀሪቡሎም። ዋና ሓላፊ በዓል መዚ ወደባት ኬንያ ኢንጂነር ኣብዱላሂ ሰመተር፥ ኢትዮጵያውያን ሰብ ሃፍቲ ነቲ ወደብ ንኽጥቀሙ ፃውዒት ምቕራቦም ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ቀሊል ባቡር ኣዲስ ኣበባ ስራሕ ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ ልዕሊ 550 ግዘ ብኣሽከርከርቲ ጉድኣት በፂሑዎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀሊል ባቡር ኣዲስ ኣበባ ስራሕ ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ ልዕሊ 550 ግዘ ብኣሽከርከርቲ ጉድኣት ከምዝበፅሖ ተገሊፁ። ዋና መካየዲ ስራሕ ቀሊል ባቡር ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ሙሉቀን ኣሰፋ፥ ሎሚ መዓልቲ ቪትዝ ተሸከርካሪት ኣብ ከባቢ ኡራኤል ሓፁር እቲ መገዲ…

ህፁፅ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ህፁፅ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ፅባሕ ከምዝጅመር ዋና ኣፈጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ አሚና ኣፍሊጠን። እተን ዋና ኣፈ ጉባኤ ኣሚና ሴኮ፥ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ድሕሪ ምዝዛሙ ዝሳለጥ ምዃኑ ፍሉይ ከምዝገብሮ…

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሌ ላንድ ሙሳ ባሂ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሌ ላንድ ሙሳ ባሂ ተዛቲዮም። ትማሊ ኣብ ምርቓት ኮሪደር ወደብ በርበራ ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሃርጌሳ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድን ኣመራርሓታት ክልል…