ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ቤት ዕዮ ትራንስፖርት ልዕሊ 4 ሺሕ ፈልሲታት ተኺሎም Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ተፀዋዕቲ ትካላቱን ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ሉሚ ብመርሃ ግብሪ “ንኢትዮጵያ ንኽደና” ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ 4 ሺሕ ፈልሲታት ተኺሎም። ሚኒስትር ታራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ ዝማዕበለትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ዕዉት ኮይኑ ንኽዛዘም ርኡይ ብፅሒት ዘበርከቱ ኣካላት ሰብ ውዕለታ ሃገር ኢዮም – ኣይተ ርስቱ ይርዳው Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሃገራዊ መረፃ ዕዉት ኮይኑ ንኽዛዘም ርኡይ ብፅሒት ዘበርከቱ ኣካላት ሰብ ውዕለታ ሃገር ከምዝኾኑ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ገሊፆም። እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር፥ እቲ ክልል ኣብ ድሕሪ መረፃ ተግባራት ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ሰላማዊን ዴሞክራሲያዊን ኮይኑ ምዝዛሙ ታሪኻዊ ዓወት ኢዩ – መድረኽ ሓበራዊ ምኽክር ፓርቲታት ፖለቲካ ኦሮሚያ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰላማዊን ዴሞክራሲያዊን ኮይኑ ምዝዛሙ ታሪኻዊ ዓወት ከምዝኾነ መድረኽ ሓበራዊ ምኽክር ፓርቲታት ፖለቲካ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። እቲ መድረኽ ምኽክር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ቅድሚ ሕዚ ካብ ዝተኻየዱ መረፃታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 3 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ መምርሒ ፖሊስ ቤኒሻንጉልጉም ኣፍሊጡ። ብተወሳኺ ኣርባዕተ ሰባት ብምኽኒያት እቲ ሓደጋ ከቢድ ጉድኣት ከምዝበፅሖም ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ በርጌስ ኣብ ዝተብሃለ ከባቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማሪያም ደሳለይ ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቦ መንበር ጥምረት ኣፍሪካ ግሪን ሪቮልዩሽንን ሃይለማሪያም ደሳለይ ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታ ተዛቲዮም። ኣብ መፃኢ ወርሒ መስከረም ኣብ ኬኒያ ብዛዕባ ዝካየድ ኣኼባ ጥምረት ኣፍሪካ ግሪን ሪቮልዩሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2021 0 አዲስ ኣበባ ፣ 19 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 2 ሺሕን 400 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ዩንቨርስቲ ንመበል ሻምናይ እዋን ዘመረቐ እንትኸውን፥ እቶም ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ ብመርሃ ግብራ ቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ብዝተፈፀመ ቅትለት ኣባላት ዶብ ኣልባ ሓካይም ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብግብረ ራዕዲ ተረፍ መረፍ ህወሓት ኣብቲ ክልል ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ልዕሊ ዝገብሩ ዝነበሩ ንፁሃን ዜጋታት ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ዶክተር አብርሃም በላይ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍልጠት ቁልፊ መፍትሒ ፀገም ኣፍሪካ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ፀገም ኢትዮጵያ ኢሉ እውን እዛ ኣህጉር ብፍልጠት ንምፍታሕ ዝተጣየሸ ኢዩ ክብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ነቲ ማእኸል መሪቖም ኣብ ዝኸፈትሉ እዋን፥ ኣፍሪካ ኩሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስዑዲ ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ኢትዮጵያ ናይ ምምላስ ስራሕ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑዲ ዝነበሩ ዜጋታት ብሽዱሽተ በረራታት ናብ ኢትዮጵያ ናይ ምምላስ ስራሕ ከምዝተጀመረ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሪያድ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ስዑዲ ዓረብ ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ መፅንሒ መዓስከር ስዑዲ ዝነበሩ ኣስታት 40 ሺሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ ኣፍሪካ መሪቖም ከፊቶም Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም ከፊቶም። እቲ ማእኸል ንላዕለዎት ኣመራርሓ ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ዝወሃበሉ ኢዩ። ንመላእ ኣፍሪካ ዘገልግል ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ። እቲ ሀንፀት ኣብ…