ኣብ ግጥም ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፅዋዕ ኣውሮፓ ቤልጂየም ምስ ፖርቹጋል ከምኡ እውን ጀርመን ምስ እንግሊዝ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ
አዲስ አበባ ፣ ሰኔ 17 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ግጥም ኣውዲቕካ ዝሓለፋ ሃገራዊ ጋንታትት ተፈሊጠን።
ግጥማት ምድብ ትማሊ ምሸት ዝተዛዘሙ እንትኾኑ፥ ፈረንሳይ፣ ፖርቹጋልን ጀርመንን ካብ ዝተመደባሉ ምድብ ተተሓሒዘን ሓሊፈን፡፡
ኣብ ናይ ትማሊ ፀወታ ፈረንሳይ ምስ…