Fana: At a Speed of Life!

6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ተዛዚሙ – ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ መረፃ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ተዛሪቦም። ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ከይዲ መረፃ ንምትዕንቓፍ ፈተነ…

ኢትዮጵያ ዘካየደቶ መረፃ ተኣማኒን ሰላማዊን ነይሩ – ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘካየደቶ መረፃ ተኣማኒን ሰላማዊን ከምዝነበረ መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካን ነበር ፕሬዚዳንር ናይጄሪያ ኦሊሴንጎ ኦባሳንጆ ገሊፁ። እቲ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ካብ ጎስጓስ መረፃ ኣትሒዙ ክሳብ መዓልቲ መረፃ ዘሎ ከይዲ ከምዝተኸታተለ…

ኣይተ ሙሉኣለም ጌታሁን ምክትል ዳይሬክተር ኮርፖሬሽን ምሕዳራ ዕዳን ሃፍቲን ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ሙሉኣለም ጌታሁን ምክትል ዳይሬክተር ኮርፖሬሽን ምሕዳራ ዕዳን ሃፍቲን ኮይኖም ተሸይሞም። ኣይተ ሙሉኣለም ጌታሁን፥ ናይቲ ብብር 600 ቢሊየን ካፒታል ዝተጣየሸ ኮርፖሬሽን ኢዮም ምክትል ዳይሬክተር ኮይኖም ተሾይሞም ዘለዉ፡፡ እቲ ኮርፖሬሽን…

ደቂ ኣንስትዮ ንመሪሕነት ክበቕዓ ምግባር ኣብ ልምዓትን ምዕባለን ሃገር ዕዙዝ ግደ ኣለዎ – ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ንመሪሕነት ክበቕዓ ምግባር ኣብ ልምዓትን ምዕባለን ሃገር ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎ ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ፕሬዚደንቷ ‘‘ውመን ፖለቲካል ሊደርስ’’ ዝተብሃለ ትካል ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት…

ኣምባሳደር ነቢል ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማህዲ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ዶክተር ጄምስ ዋኒ ኢጋ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ነቢል ጥንኩር ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብምልዓል ተረባሕነት ክልቲአን ሃገራት…

መረፃ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ደቡብ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ደቡብ ኣፍሊጡ። ማሕበረሰብ፣ ሓይሊታት ፀፅታን ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካን እቲ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ንዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ምስጋና ኣቕሪቡ፡፡ ከይዲ ምጉዕዓዝ ድምፂ…

ኣሜሪካ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ኣጋዊሖም ዝበለቶም መርበብ ሓበሬታታት ኢራን ኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣሜሪካ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ኣጋዊሖም ዝበለቶም መርበብ ሓበሬታታት ኢራን ካብ ኢንተርኔት ከምዝኣገደት ተገሊፁ። ቢሮ ፍትሒ ኣሜሪካ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ዋንነቶም ናይ መንግስቲ ኢራን ዝኾኑ 33 መርበብ ሓበሬታታትን ንዓመፅቲ ሃውቲ…

ኣብ ዞባ ወላይታ ኩሎም ድምፂ ዝተውሃበሎም ሳንዱቓት ናብ ክልላት መረፃ ቢፂሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ወላይታ ኩሎም ድምፂ ዝተውሃበሎም ሳንዱቓት ናብ ክልላት መረፃ ከምዝበፅሑ ተገሊፁ፥ ኣብ ዞባ ወላይታ፥ ኣብ ሸውዓተ ክልላት መረፃ ዝርከባ 563 ጣቢያታት መረፃ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ተሳሊጡ ኢዩ፡፡ ድምፂ ዝተውሃበሎም ሳንዱቓት ናብ ክልላት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ በረራ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣቋፁዎ ዝነበረ ናብ ኣስመራ ዝግበር በረራ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ካብ ሎሚ መዓልቲ ኣገልግሎት በረራ ምጅማሩ፥ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ብብርኪ ክልል ደቡብ 98 ሚኢታዊ ድምፂ ዝተውሃበሎም ኣቑሑት መረፃናብ ክልላት መረፃ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ክልል ደቡብ 98 ሚኢታዊ ድምፂ ዝተውሃበሎም ኣቑሑት መረፃናብ ክልላት መረፃ ከምዝኣተዉ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልል መረፃ ክልላት ደቡብን ሲዳማን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ዝተረፉ ናውቲ ድማ ድሕሪ ዝተወሰኑ ሰዓታት ናብ ክልላት መረፃ ከምዝኣትዉ…