Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ጅማ ኩሎም ሳንዱቓት መውሃቢ ድምፂ ናብ ክልል መረፃ በፂሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጅማ ኩሎም ሳንዱቓት መውሃቢ ድምፂ ናብ ክልል መረፃ ከምዝበፅሑ ተገሊፁ። ኣብቲ ዞባ ከተማ ጅማ ሓዊሱ 18 ክልላት መረፃ ዘለዋ እንትኾና፥ ኣብ 1 ሺሕን 583 ጣቢያታት መረፃ ከይዲ ምሃብ መረፃ እናተኻየደ ፀኒሑ ኢዩ። ኣብዚ ሕዚ እዋን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ናይ ዘኽታማት መንበሪ ገዛ ብምሕዳስ ክረምታዊ ስራሕ ወለንታ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ዘኽታማት መንበሪ ገዛ ብምሕዳስ ክረምታዊ ስራሕ ወለንታ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ከባቢ ኣቧሬ ተረኺቦም ኢዮም መንበሪ ገዛ ዘኽታማት ብምሕዳስ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሮም ዘለዉ። ኣብዚ ክረምቲ…

ጉጅለ ተዓዛቢ ምርጫ ተተካኢ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ መረፃ ዝተረጋገዐን ሰለማዊ ድባብ ዝተላበሰን ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ አበባ፣ ሰኔ 15፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ተዓዛቢ ምርጫ ተተካኢ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ መረፃ ዝተረጋገዐን ሰለማዊ ድባብ ዝተላበሰን ምዃኑ ተዓዚበ ኢ ክብል  ገሊፁ። እቲ ጉጅለ ኣብ ኣርባዕተ ክልላትን ክልተ ምምሕዳራት ከተማን ኣብ 190 ጣብያታት ምርጫ ብምርካብ ከይዲ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ሕቡራት ኤመሬትስ ዓረብ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሩሲያ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ሕቡራት ኤመሬትስ ዓረብ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሩሲያ ኣምሪሖም። ኣይተ ደመረ ኣብታ ሃገር ንክልተ መዓልታት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ዓለም ለኸ መድረኽ ፍሪያት መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መድረኽ ፍሪያት መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ከምዝተኸፈተ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፀን፥ ኢትዮጵያ መድሓኒትን ቴክኖሎጂ ሕክምናን ንምፍራይ ዘለዋ ቁርፀኝነት ኣብ ዘርአየትሉ መድረኽ…

ኣብ ሲዳማ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ዝወዓለ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ብዝኾነ ኩነታት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ዝወዓለ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ብዝኾነ ኩነታት ምዝዛሙ ቢሮ ፀፅታን ሰላምን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ አለማየሁ ጢሞቲዎስ፥ እቲ ከይዲ ብሰላም ንክዛዘም ነበርቲን ኣካላት ፀፅታን ዝተውሃቦም ሓላፍነት…

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ማእኸል ምርመር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብዝብል ንክስየም ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ማእኸል ምርመር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብዝብል ንክስየም ወሲኑ። እቲ ኣካዳሚ ሕቶታት ኣመራርሓ መበል 21 ክፍለ ዘመን ንምምላእ ዘኽእል ዓቕሚ ዘለዎም ተመራመርቲ ዘፍሪን ኣተሓሳስባ ዕብየት ተኮር…

ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን ፀፅታን ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ኮይኑ ንክዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት አመስጊኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን ፀፅታን ፌዴራልን ክልልን መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ፣ ተኣማኒን ፍትሓዊን ብምዃን ንክዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት አመስጊኑ። እቲ ትካል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ ምርጫ ብሰላም ምዝዛሙ ድሕንነት…

33 ዜጋታት ካብ ሶማሊያናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)33 ዜጋታት ካብ ሶማሊያናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር…

ትማሊ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ኣብዘይተዛዘመሎም ከባቢታት ሎሚ መዓልቲ ድምፂ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ኣብዘይተዛዘመሎም ከባቢታት ሎሚ መዓልቲ ድምፂ ይወሃብ ከምዘሎ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ክልል ሲዳማ ኣብ ኩሎም ክልላት ምርጫ ካብ ንጎሆ ሰዓት 5 ጀሚሩ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ዝቐፀለ…