ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 272 ሚሊየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም mizan mekonen Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 272 ሚሊየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ምትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍለጡ፡፡ እቲ ኮሚሽን ካብ 18 ክሳብ 25 መጋቢት 2017 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል 187 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ኣታዊን 84 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ወፃኢን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ግዝኣት ቴክሳስ ብሕማም ንፍዮ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሪ ወሲኹ ተባሂሉ mizan mekonen Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቴክሳስ ብሕማም ንፍዮ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሪ እናወሰኸ መፂኡ ተባሂሉ፡፡ እቲ ሕማም ኣብ ግዝኣት ምዕራብ ቴክሳስ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ለካቲት ህይወት ሓደ ቆልዓ ምሕላፉ ቢቢሲ ዘዘካኸረ እንትኾን÷ኣብዚ ሕዚ እዋን እውን ሓደ ቆልዓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ሕርሻ ምዝማን ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ ኢዩ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲ ሕርሻ ምዝማን ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝግበር ፃዕሪ ከምዝሕግዝ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)ገሊፆም፡፡ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ስልጠና ክእለት ልምዓት ሰብ ሞያ ሕርሻ ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ተጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መጀመሪ ስነ-ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያ 1 ሺሕን 402 ናይ ማሕረስ ትራክተራት ንሓረስቶት ኣረኪቡ mizan mekonen Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ኦሮሚያ 1 ሺሕን 402 ናይ ማሕረስ ትራክተራት ንሓረስቶት ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ኣረኪቡ፡፡ እተን ትራክተራት ዝተረከቡ ሓረስቶት፣ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ዩኒየናትን ንመንግስቲ እቲ ክልል ብዘቕረቡዎ ሕቶን ብዓቖሩዎ መሰረትን ምዃኑ…
ስፓርት ኣትሌት ሓጎስ ገ/ህይወት ኣብ ውድድር ጉያ ግራንድ ስላም ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ንፈለማ እዋን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ትራክ ግራንድ ስላም ብ3 ሺሕ ሜትሮ ነዊሕ ርሕቐት ደቂ ተባዕትዮ ተዓዊቱ። ኣብ ኪንግስተን ኣብ ዝተኻየደ ልዑል ንሕንሕ ዝተርኣየሉ ውድድር÷ ኣትሌት ሓጎስ ነቲ ርሕቐት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኣኼባ ሕብረት ፓርላማ ትሳተፍ ኣላ mizan mekonen Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ጉጀለ ልኡክ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፓርላማን ኣብ ከተማ ኡዝቤኪስታን ታሽከንት እናተኻየደ ዝርከብ መበል 150 ዓለም ለኸ ሕብረት ፓርላም (አይፒዩ) እናተሳተፉ ይርከቡ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝተጓዓዓዘ መጠን ዘበናዊ ዱኽዒ 9 ነጥቢ 6 ሚሊየን ኩንታል በፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2017/18 ናብ ሃገር ንምእታው ካብ ዝተሓሰበ 24 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ክሳብ ትማሊ ልዕሊ 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ኩንታል ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ፡፡ 55 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዳፕ ዝፀዓነት መርከብ እውን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያ 1 ሺሕን 402 ናይ ማሕረስ ትራክተራት ንሓረስቶት ከረክብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ኦሮሚያ 1 ሺሕን 402 ናይ ማሕረስ ትራክተራት ሎሚ መዓል ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ንሓረስቶት ከምዘረክብ ኣፍሊጡ፡፡ እተን ትራክተራት ዝርከቡ ሓረስቶት፣ ንሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ዩኒየናትን ንመንግስቲ እቲ ክልል ብዘቕረቡዎ ሕቶ መሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ጋምቤላ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ጋምቤላ ዝተፈላለዩ ሽመታት ከምዝሃበ ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ቻም ኡቦንግ - ሓላፊ ቢሮ ከባቢን ንብረት ኣየርን እቲ ክልል ኣይተ ኮንግ ጆክ - ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላን ከተማታት እቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ መሰልጠኒ ሰብ ፍሉይ መዓርግ ጦላይ ሰልጠንቲ ኣመሪቑ Desta Apr 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ መሰልጠኒ ጦላይ መበል ዓስራይ ዙር ምልምል ወተሃደራትን መበል 27 ሰብ ፍሉይ መዓርግን ሰልጠንቲ ኣመሪቑ። ዋና ኣዛዚ ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ መሰልጠኒ ሰብ ፍሉይ መዓርግ ጦላይ ብርጋዴር ጄኔራል ጡምሲዶ ፊታሞ፥ እቶም…