ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ውድድራት ጎደና ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ መወዳእታ እዚ ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጎደና ተዓዊቶም፡፡ ኣብ ሮማንያ ዝተኻየደዳድድር 10 ኪሎ ሜትሮብክልቲኡ ፆታ ኢትዮጵያውያን ክዕወቱ ዝኸኣሉ እንትኾኑ፥ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ከበሪ ቤጂጋ ከምኡ እውንብደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት መኽፈቲ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ኣቢያተ ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ሀዝቢን ፌዴሬሽንን ሎሚ መዓል ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ስነ ስርዓት መኽፈቲ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ሀዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ሎሚ መዓል ክካየድ ኢዩ፡፡ ናይ ሓደ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዲሪኢ ካብ መወዳእታ ሰሙን ሰኑይ ወርሒ መስከረም ክሳብ 30 ሰነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ባህላዊ ክብሩ ብዝሓለወ መገዲ ብድምቀት ብምኽባር ተዛዚሙ – ኣባገዳ ጎበና ሆላ Desta Oct 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኢሬቻ 2018 ዓ.ም ባህላዊ ክብሩ ብዝሓለወ መገዲ ብድምቀት ብምኽባር ተዛዚሙ ኢሎም ኣባገዳ ቱለማ ጎበና ሆላ። ኣባ ገዳ ጎበና ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔን ሃርሰዴን 2018 ዓ.ም ባህላዊ ክብሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ በዓል ኢሬቻ ሃርሰዴ ብድምቀት ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝነበነሮም ኩሎም አመስጊኖም Desta Oct 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ በዓል ኢሬቻ ሃርሰዴ ብድምቀት ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝነበነሮም ኩሎም አመስጊኖም። እቲ በዓክ ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ቀላይ ሃርሰዴ፥ “ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብድምቀት ተኸቢሩ።…
ስፓርት ቼልሲ ምስ ሊቨርፑል – ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ እዚ ዕለት Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ሊቨርፑል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ኣብ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ካብ ዘተኣናገደቶም ክልተ ተኸታተልቲ ስዕረታት ብምምላስ ንሊቨርፑል ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ እተተኣናግደሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ዘጋጠመ ውሕጅ ምስ ግድብ ህዳሰ ብምትሕሓዝ ዝቐረበ ውንጀላ ውድቂ ገይራ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ዘጋጠመ ውሕጅ ምስ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብምትሕሓዝ ግብፂ ዘቕረበቶ ውንጀላ መሰረት ዘይብሉ ክትብል ውድቂ ገይራ፡፡ ግብፂ ቅድሚ መዓልቲታት ብሚኒስቴር ማይን መስኖ እታ ሃገር ኣቢላ ብዘውፀአቶ መግለፂ፥ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ሱዳን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብድምቀት ንኽኽከበር ንዝገብሩ ኣካላት ኣመስጊኖም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብድምቀት ንኽኽከበር እጃሞም ንዘበርከቱ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣጋይሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ባህላዊ ክብሪታቱ ሓልዩ ብምቀት ተኸቢሩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ባህላዊ ክብሪታቱ ሓልዩ ኣዚዩ ብዝደመቐን ብዝወቀበን ኩነታት ተዛዚሙ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እቲ በዓል ህዝቢ ኦሮሞ ጥራሕ ዘይኮነስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ "ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር" ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብ ምኽባር እቲ በዓል ኣባ ገዳታት፣ ኣባ መልካታት፣ ኣባ ሙዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን መናእሰይን ሓዊሱ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ካብ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ማምታ ሙርቲ ኣብ ዓውዲ ልምዓት ሃፍቲ ሰብ ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ ዘተኦም ኢትዮጵያ ንፅሬት ትምህርቲ፣ ሓለዋ ጥዕና፣ ሞት…