Fana: At a Speed of Life!

ዋና ኣፈጉባኤን ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴን ክልል ቤኒሻናጉል ጉምዝ ካብ ሓላፍነቶም ተላዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ቤኒሻናጉል ዋና ኣፈጉባኤን ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴን እቲ ክልል ኣይተ ታደሰ ተረፈ ጉምዝ ካብ ሓላፍነቶም ኣልዒሉ። እቲ ፓርቲ ውልቃዊ ባህጎም ንምምላእ ''ብልፅግና ኣሃዳዊ ኢዩ'' ብዝብል ኣብ ክልተ ቦታ ብምርጋፅ ህዝቢ…

ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ልምዓት ዳይሬክተር ዞባዊ ኣፍሪካ ኣሁና ኢዛያኮንዋ ናብ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ልምዓት ዳይሬክተር ዞባዊ ኣፍሪካ ኣሁና ኢዛያኮንዋ ናብ መቐለ ኣቲየ። እተን ዳይሬክተር ናብ መቐለ ዘኣተዋ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ብመንግስቲ እናተኻየደ ዝርከብ ህንፀት መሊስካ…

ህዝቢን መንግስቲን ክልል ዓፋር ብር 9 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ሓገዝ ኣቑሑት ምግቢ ንክልል ትግራይ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ህዝቢን መንግስቲን ክልል ዓፋር ብር ትሽዓተ ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ሓገዝ ኣቑሑት ምግቢ ንክልል ትግራይ ኣረኪቡ። እቲ ሓገዝ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኤለማ ኣቡበከር ሓዊሱ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ ከተማ መቐለ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድን ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓን ፔካ ሃቪስቶ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ እዋን እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ እናተኻየደ ብዛዕባ…

ፓርቲ ብልፅግና ክልል ቤኒንሻንጉል ኣብ ዞባ መተከል ንዝበፅሐ ቅትለትን ዕንወትን ይቕሬታ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዞባ መተከል ንዝበፅሐ ቅትለትን ዕንወትን ይቕሬታ ሓቲቱ። ጉባኤ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅና ክልል ቤኒንሻንጉል፥ በዓል ትሽዓተ ነጥቢ መግለፂ ቅዋም ብምውፃ ተዛዚሙ። እቲ ጉባኤ ኣብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣማራፂ ኢንቨስትመንት ዘተኮረ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ ህንዲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትኹረቱ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣማራፂ ኢንቨስትመንት ዝገበረ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ህንዲ ኣብ ሃገረ ህንዲ ተኻይዱ። እቲ ፎረም ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ምስ ኩባኒያ ኣሕታሚ መፅሄት ህንዲ ብምትሕብባር ዝተዳለወ እንትኸውን፥ ኣብ ዓውዲታት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ተቐማጥነቶም ኣብ ኢትጵያ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካ ብዝተፈላለዩ ጉዳያት ኣድሂቦም ገለፃ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተቐማጥነቶም ኣብ ኢትጵያ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካ ብዝተፈላለዩ ጉዳይ ክልል ትግራይ፣ ግድብ ህዳሰ፣ መረፃን ኣብ ጉዳይ ኢትዮ ሱዳንን ኣድሂቦም ገለፃ ገይሮም። ኣይተ…

ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ብምኽናያት ኮሮና ትምህርቶም ኣቋፆም ዝነበሩ ልዕሊ 10 ሺሕ ተምሃሩኡ ምቕባል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ብምኽናያት ኮሮና ትምህርቶም ኣቋፆም ዝነበሩ ልዕሊ 10 ሺሕ ተምሃሩኡ ምቕባል ጀሚሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ቅበላ ተምሃሮ እንትገብር እዚ ንኻልኣይ ዙር ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ማላዊ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ተሓባቢሩ ንምስራሕ ድሉው ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ማላዊ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ተሓባቢሩ ንምስራሕ ድሉው ምዃኑ ገሊፁ። ምክትል መራሒ እቲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ማላዊ ኣምባሳደር ሲራጅ ረሺድ ምስ ቀዋሚ ተፀዋዒ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዶክተር ሉኪ ሲክውዜ…

መድረኽ ዘተ “ተምሳሌት ቱባ ወግዒ ዓወት ዓድዋ” ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ “ተምሳሌት ቱባ ወግዒ ዓወት ዓድዋ” ይካየድ ኣሎ። ሓደ ኣካል ኣከባብራ መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ዝኾነ “ተምሳሌት ዓወት ዓድዋ” ብዝብል ርእሲ ዝተዳለወ መድረኽ ዘተ ዝተፈላለዩ ምሁራት ታሪኽን ፅዕንቶ ፈጠርቲ ውልቀ ሰባትን ኣብ…