ኣይተ ደመቀ መኮንን በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ መልእኽቶም፥ “ኣብዚ ሕዚ እዋን ኢትዮጵያ ሉኣላውነታ ሓሊያ ንምቕፃል፣…