ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምደባ ሓደሽቲ ተምሃሮ ዘበነ ትምህርቲ ዓመተ 2013 ዕላዊ ኾይኑ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምደባ ሓደሽቲ ተምሃሮ ዘበነ ትምህርቲ ዓመተ 2013 ዕላዊ ኾይኑ። ብመሰረት እዚ እቶም ተምሃሮ ኣብ መርበብ ሓበሬታ http://result.neaea.gov.et/Home/Placement ብምእትው ዝተመደብሉ ዩንቨርስቲ ምእርኣይ ከምዝኽእሉ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስቲያንን ሕብረት ኣቢያተ ክርስቲያናት ወንጌላውያንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብር 371 ሚሊየን ወፃኢ ዝተገበረሎም ኣፋውስን ካልኦት ኣቑሑት ሕክምናን ናብ ክልል ትግራይ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብር 371 ሚሊየን ወፃኢ ዝተገበረሎም ኣፋውስን ካልኦት ኣቑሑት ሕክምናን ናብ ክልል ትግራይ ከምዝቐረቡ ኤጀንሲ ኣቕራቢ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ጀነራል እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ኣብዱልቃድር ገልገሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ፋሲካ ብድምቀት ኽኽበር ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፋሲካ ኣብ መላእ ሃገር ሕብረተሰብ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀግም ፀፅታ ብድምቀት ንኸኽብር እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፥ በዓል ፋሲካ ኣመልኪቶም መልእኽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ንበዓላት ዓርቢ ስቕለጥን ፋሲካን ትልሚ ፀፅታ ኣውፂኡ ናብ ተግባር ምእታዉ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓላት ዓርቢ ስቕለጥን ፋሲካን ምኽንያት ብምግባር እዋኑ ዘገናዘበ ትልሚ ፀፅታ ኣውፂኡ ናብ ተግባር ከምዘኣተወ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ድሮ በዓላት ካብ ወትሩ ብዝተፈለየ ወሲኹ ዝረአ ምንቅስቓስ ሰባትን ተሸከርከርቲን ስዑቡ ሓደጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያ ከገልግል ኢየ ዝብል ማዕረ መሰል ዝረኽበሉ መረፃ ክኸውን ኢና ንደሊ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንኢትዮጵያ ከገልግል ኢየ ዝብል ማዕረ መሰል ዝረኽበሉ መረፃ ክካየድ ከምዝደልዩ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ሕድሕድ ዜጋ ሰላም መሰረት ኩሎም ነገራት ከምዝኾኑ ፈሊጡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌዴራል ዘሰልጠኖም 387 ሕፁያት መኮንናት ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌዴራል ን8ይ ግዘ ዘሰልጠኖም 387 ሕፁያት መኮንናት ኣመሪቑ። ኮሚሽነር ጀነራል እቲ ጀነራል ዳመነ ዳሮታ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ረኺቦም ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፥ ኣብ ኢትዮጵያ እናተረኣዩ ዝነበሩ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕድጊት ዝተረጋገአን ወሰኽ ዋጋን ከይግበር ፍሉይ ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ ቁፅፅር ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድጊት ንግዲ ዝተረጋገአን ወሰኽ ዋጋ ከይግበርን በዘኽእል መልክዑ ፍሉይ ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ ክትትልን ቁፅፅርን እናተገበረ ምዃኑ ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ዓብዱል ፈታሕ የሱፍ በዓል ፋሲካን ዒድ…
ኮሮናቫይረስ ቱርኪ ንፈለማ እዋን ሙሉእ ዕፅዋ ምንቅስቓስ ክተንብር ኢያ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቱርኪ ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ኮቪድ-19 ንፈለማ እዋን ሙሉእ ዕፅዋ ምንቅስቓስ ክተንብር ኢያ ተባሂሉ። መንግስቲ እታ ሃገር፥ ዝርገሐ እቲ ቫይረስ ንምግታእን መጠን ሞት ንምንካይን ብዝብል ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ሙሉእ ዕፅ ምንቅስቓስ ከምዘንብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን በዓላት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከይፍጠር ሕብረተሰብ ኣብ ኣጠቓቕማ ኤሌክትሪክ ጥንቃቐ ንኽገብር ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓላት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከይፍጠር ሕብረተሰብ ኣብ ኣጠቓቕማ ኤሌክትሪክ ጥንቃቐ ንኽገብር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ስግኣት ሓደጋን ኣዲስ ኣበባ ፀዊዑ። መራሒ ጉጅለን ርክብ ህዝቢን እቲ ኮሚሽን ኣይተ ጉልላት ጌታነህ፥ ሕብረተሰብ በዓል…