Fana: At a Speed of Life!

ናብ ጣቢያታት መረፃ ካብ ሎሚ መዓልቲ ዝርገሐ ኣቑሑት ከምዝጅመር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ የኢትዮጵያ ናብ ጣቢያታት መረፃ ካብ ሎሚ መዓልቲ ዝርገሐ ኣቑሑት ከምዝጅመር ገሊፁ። እቲ ቦርድ ምድላው ሓፈሻዊ መረፃን ዝተረፉ ስራሕቲን ብዝምልከት ንኣመራርሓታት ፓርቲታት ፖለቲካ ፀብፃብ ኣቕሪቡ፡፡ ክሳብ ሕዚ ኣብ…

ኣብ ቤት ህንፀት ቃሊቲ ንጃዋር መሓመድ ሲምካርድ ሞባይል ንኸቕብል እንትፍትን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ ዝተብሃለ ውልቀ ሰብ ዋሕስ ተፈቒዱሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ህንፀት ቃሊቲ ንጃዋር መሓመድ 4 ሲምካርድ ሞባይል ንኸቕብል እንትፍትን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ ዝተብሃለ ውልቀ ሰብ ዋሕስ ተፈቒዱሉ። ተጠርጣሪ ሃምዛ ጀማል፥ ሓደ ብሽም ትካል omnን 3 ብሽም ውልቀ ሰብን ዝወፅኡ ሲምካርዲታት ንጃዋር…

ሴኔት ኣሜሪካ ከይዲ ክሲ ዶናልድ ትራምፕ ሕገ-መንግስታዊ ኢዩ ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሴኔት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዝተጀመረ ከይዲ ክሲ ሕገ-መንግስታዊ ኢዩ ክብል ወሲኑ። ጠበቓታት ትራምፕ ብግደኦም፥ ዘበን ስልጣኖም ምስተዛዘመ ክሕተቱ ኣይግባእን ብምባል ተኻቲዖም፡፡ ሴኔት ኣሜሪካ 56 44…

ኣምባሳደር ፕሮፌሰር ኣድማሱ ፀጋየ ምስ ኣምባሳደር ፊንላንድ ኣብ ኢንዶኔዢያ ጃሪ ሲንካሪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኢንዶኔዢያ ፕሮፌሰር ኣድማሱ ፀጋዬ ምስ ኣምባሳደር ፊንላንድ ኣብ ኢንዶኔዢያ ጃሪ ሲንካሪ ተዛቲዮም፡፡ ፕሮፌሰር ኣድማሱ፥ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ብዛዕባ ዝርከብ ኩለመዳይ ለውጢ ዝምልከት መብርሂ ሂቦም፡፡ ኣብ ክልል…

ንቀዳማይ ሚኒስትርን ሃገራዊ ለውጢን ዝድግፉ ህዝባዊ ሰልፊታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ደቡብ ተኻይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ሓዊሱ ንቀዳማይ ሚኒስትርን ሃገራዊ ለውጢን ዝድግፉ ህዝባዊ ሰልፊታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ደቡብ ተኻይዶም። ኣብ ከተማ ሃዋሳ፣ ኣብ ዞባ ጋሞ ከተማ ኣርባምንጭን ኣብ ዞባ ሃዲያ ከተማ ሆሳዕናን ሃገራዊ ለውጢን ቀዳማይ…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ክብረ ወሰን ዓለም 1500 ሜትሮ ሓዱሽ ብምምዝጋብ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ውሽጢ ገዛ ውድድር ጉያ 1500 ሜትሮ ሓዱሽ ክብረ ወሰን ዓለም ብምምዝጋብ ተዓዊታ። ኣትሌት ጉዳፍ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2014 ኣትሌት ገንዘቤ ዲባባ ዘመዝገበቶ ክብረ ወሰን ብ2…

“ሰብኣውነትን ፍቕርን ንትግራይን መተከልን” ብዝብል መሪሕ ቓል ሓገዝ ምትእኽኻብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)“ሰብኣውነትን ፍቕርን ንትግራይን መተከልን” ብዝብል መሪሕ ቓል ሓገዝ ምትእኽኻብ ተጀሚሩ። ጥምረት ግሎባል ኣሊያንስ ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ማሕበር ገበርቲ ሰናይ ጋዜጠኛታትን ስነ-ጥበባውያንን፣ ገበርቲ ሰናይ መተኣኻኸቢ እቶት ትራይን መተከልን ከምኡ እውን…

ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ፀብፃብ ምርጫ ንዝሳተፉ ጋዜጠኛታት ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 የካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ፀብፃብ ሃገራዊ ምርጫ ንዝሳተፉ ጋዜጠኛታት ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ምሃብ ጀሚሩ። እቲ ስልጠና 450 ሺሕ ዶላር ወፃኢ ዝተገበረሉ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። እቲ ስልጠና ነቶም ጋዜጠኛታት ኣብ እዋን ምርጫ ክህልዎም ዝኽእል ሓላፍነትን…

ቦርድ መረፃ ትምህርቲ መረፃ ንመሃብ ኣፍልጦ ንዝተውሃቦም ሲቪል ማሕበራት ሰርተፊኬትን ተተሓሓዝቲ ሰነዳትን ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ትምህርቲ መረፃ ንመሃብ ብክልተ ዙር ኣፍልጦ ንዝተውሃቦም ሲቪል ማሕበራት ሰርተፊኬትን ተተሓሓዝቲ ሰነዳትን ምሃብ ጀሚሩ። እቲ ቦርድ ንመረፅቲ ትምህርቲ ዘምህሩ ሲቪል ማሕበራት ኣፍልጦ ንመሃብ ብዛውፀኦ ፃውዒት መሰረት…

ጀርመን ምስ መረፃ ተተሓሒዙ ሓገዝ ብር 191 ሚሊየን ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጀርመን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2020 ክሳብ 2025 ኣብ ዘሎ ከይዲ እዋን መረፃ ብኮሚሽን ኣውሮፓ ኣቢላ ኣብ ኢትዮጵያ ውፅታዊ ምሕደራ መረፃን ኣመራርሓንንኽሉ ዝሕግዝ ሓገዝ ልምዓት ምግባሩ ተገሊፁ። እቲ ዝተገበረ ሓገዝ 4 ሚሊየን ዩሮ…