Fana: At a Speed of Life!

ክልል ትግራይ መሊስካ ኣብ ምውዳብ ከይዲ ምትሕብባር ኩሎም ኢትዮጵያውያን የድሊ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ክልል ትግራይ መሊስካ ኣብ ምውዳብ ከይዲ ምትሕብባር ኩሎም ኢትዮጵያውያን ከምዘድሊ ገሊፀን፡፡ እተን ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዑደት ኣካይን፡፡ ኣብ ዑደተን ድማ ኣብ…

መድረኽ ኣፍልጦን ምስጋናን ናይ ክብሪ ዶክተር ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብመንግስቲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ዝተዳለወ መደብ ኣፍልጦን ምስጋናን ናይ ክብሪ ዶክተር ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ምስጋናን ኣፍልጦን፥ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኢዩ ሎሚ መዓልቲ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ…

ግብፂ ኢትዮጵያ ንከይትረጋጋእ ናይ መወዳእታ ኣማራፂ ገይራ እናሰርሐት ምዃና ሓደ ዓለም ለኸ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብፂ ምስ ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ተተሓሒዙ ኣብ ኢትዮጵያ ኣፈላላያት ሃይማኖትን ብሄርን ተጠቒማ ሰላምን ምርግጋእን ከይህሉ ናይ መወዳእታ ኣማራፂ ገይራ እናሰርሐት ምዃና ጂዮፖሊቲካል ፊውቸር ዝተብሃለ ዓለም ለኸ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ። ንብዙሓት…

ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳልን ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅን ዝተጀመረ ስራሕ ንምቕፃል ዝዓለመ ኮንፈረንስ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ይካየድ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳልን ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅን ዝተጀመረ ስራሕ ንምቕፃል ዝዓለመ ኮንፈረንስ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ብሚኒስቴር መዓርግ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ን229 ሺሕን 370 ነበርቲ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣበቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ን229 ሺሕን 370 ነበርቲ ሓደሽቲ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠሩ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ ኣፍሊጠን። ካብ ውሽጢ ዝተፈጠሩ ዕድል ስራሓት ድማ 179 ሺሕ ቀዋሚ ስራሕ…

ኣብ መሸጢ ችርቻሮ ዋጋ ፍርያት ዳዲ ክለሳ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 30 ለካቲት2013 ዓ.ም ኣብ ውሽጢ ዘለዉ መዓልቲታት ኣብ መሸጢ ችርቻሮ ዋጋ ፍርያት ዳዲ ክለሳ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ፡- ቤንዚን ብር 25ን 82 ሳንቲምን ሕውስዋስ…

ነበርቲ ክልል ሃረሪ፣ ዞባ ስልጤን ከተማ ጂግጂጋን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ክልል ሃረሪ፣ ዞባ ስልጤን ከተማ ጂግጂጋን ሃገራዊ ለውጢን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ናይ ድጋፍ ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ዝተኻየደ ስልፊ ድጋፍ፥ “ሰዓራይ ሓሳብ ክነሰጉም ኢና፣ ፅንፍነት ኣምሪርና ክንቃለስ ኢና፣ ብልፅግና…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ዝተቐነባበረ ኣግሮ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቡሬ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚነስትር ዶክተር ኣቢይ ዝተቐነባበረ ኣግሮ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቡሬ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገርን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ፋብሪካ ዘይቲ ፌቢላ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚነስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መዓልቲ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ከፍሪ ዝኽእል ፋብሪካ ዘይቲ ፌቢላ መሪቖም። 60 ሚኢታዊ ቀረብ ዘይቲ ብልዒ እዛ ሃገር ናይ ምሽፋን ዓቕሚ ከምዘለዎ ዝተነገረሉ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ኩባኒያ…

ኣብ ትግራይ 1 ነጥቢ 7 ሚሊዮን ዜጋታት ሰብኣዊ ደገፍ ረኺቦም – ሚኒስትር ሙፈሪያት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ 1 ነጥቢ 7 ሚሊዮን ዜጋታት ሰብኣዊ ደገፍ ረኺቦም ክብላ ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። ኣብቲ ክልል 800 ሺሕ ዜጋታት ደገፍ ሃናፂ ምግቢ ከምዘድሊዮም እውን ተዛሪበን። ብሚኒስትር ሰላም ሙፈሪያት ካሚልን ዋና…