ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ን50 ዓመታት ዝዘለቐ ሽርክነኣ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ን50 ዓመታት ዝዘለቐ ሽርክነኣ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩአን ገሊፆም። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩአን ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ መንጎ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 726 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 65 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 726 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 140 ሺሕን 883…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)68 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ቤይሩ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ብምትሕብባር ፍሪደም ፈንድን ኣጋር ኢትዮጵያን ዝተብሃሉ ሃገር በቀል ትካላት ገበርቲ ሰናይ ኢዮም እቶም ዜጋታት ተመሊሶም። ተወካሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ትግራይ ናብ ሱዳን ዝተሰደዱ 60 ሺሕ ዝጋታት ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ትግራይ ናብ ሱዳን ዝተሰደዱ 60 ሺሕ ዝጋታት ንምምላስ ይስራዳይሬክተር ጄኔራል ኤጀንሲ ጉዳያት ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ተስፋሁን ጎበዛይ ገሊፆም። ዜጋታት ንምምላስ ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃፅማ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 78 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 78 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ኣፍሊጦም። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝፈፀሞም ተግባራትን ከይዲ ህንፀት እቲ ግድብን ብዝምከት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወረቅነህ ገበየሁ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገረ ፓርቹጋል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወረቅነህ ገበየሁ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገረ ፓርቹጋል ጃኦ ጎሜስ ክራቪኖ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ጂኦ ፖለቲካ፣ ድሕንነት ባሕሪ፣ ስደትን ካልኦት ጉዳያትን ትኹረት ብምግባር ብኢንተርኔት ከምዝተኻየደ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ከይዲ ለውጢን ሃገራዊ ምርጫን ትድግፍ ኢያ-ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ከይዲ ለውጢን ሃገራዊ ምርጫን ከምእትድግፍ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ አንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃሚ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እኒ ሜጀር ጄኔራል ገ/መድህን ፍቃዴ ንብረት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኾኑ 50 መራኸብቲ ራዲዮ ንፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ከምዝሃቡ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)<span;>እኒ ሜጀር ጄኔራል ገ/መድህን ፍቃዴ ንብረት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኾኑ 30 ክሳብ 40 ነፀለላ ራዲዮታትን 50 ኣብ ዝባን ዝተሓዙ መራኸብቲ ራዲዮታትን ንፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ከምዝሃቡ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ገሊፁ። ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ሓበሬታ ብሞያ ኣቪዬሽን ደሕንነት ዘሰልጠኖም 200 ኦፊሰራት ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ሓበሬታ ብሞያ ኣቪዬሽን ደሕንነት ዘሰልጠኖም 200 ኦፊሰራት ኣመሪቑ። ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን<span;> ኣይተ ተመሰገን ጥሩነህ፥ እቶም ተመረቕቲ ኩርዓት ሃገር ዝኾነ መገዲ ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘዉዴ ንኣምባሳደር ወይንሸት ታደሰ በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ንክኾና ሸይመነአን Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝደንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘዉዴ ንኣምባሳደር ወይንሸት ታደሰ ፍልይቲ መልእኽተኛን በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፌዴሪኢ ንክኾና ሸይመነአን። እተን ፕሬዚዳንት ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ዓንቀፅ 71 ንኡስ ዓንቀፅ 3 ኢየን እቲ ሽመት ሂበን።…