ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ኣብ ሱዳን ምስ መራሕቲ ኣወዳድባ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፍሉይ መልእኽተኛን ፌዴሪኢ ይበልጣል ኣእምሮ፥ ኣብ ሱዳን ምስ መራሕቲ ኣወዳድባ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም።
ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብሓይሊታት ፀረ ሰላም በዝተፈጠረ…