Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅናን ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያን ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅና ምስ ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽሎ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት ኣብ ሞጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ንዘበናት ዝዘለቐ ጥቡቕ ምሕዝነት ኣብ ውሽጢ ግንዛበ ዘእተወን ብብርኪ ፓርቲ ክስርሑ ዝግበኦም ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ…

ክፍለ ኢኮኖሚ ሕርሻ ንምምሕያሽ ናብ ተግባር ዝኣተወ ስርዓት ሊዝ ፋይናንስ ወድዓዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣብ ግምት ዘእተወ ክኸውን ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ኢኮኖሚ ሕርሻ ንምምሕያሽ ናብ ተግባር ዝኣተወ ስርዓት ሊዝ ፋይናንስ ወድዓዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣብ ግምት ዘእተወ ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሕርሻ ሓቲቱ። ሚኒስቴር ሕርሻ ምስ ትካላት ፋይናንስ ኣብ ዙሪያ ሊዝ ፋይናንስ ይዛተ ኣሎ፡፡ ኣብቲ…

ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተገበረ ሰልፊ ድጋፍ ፓርቲ ብልፅግናን መንግስቲን ኣብ ቀፃሊ ስረሖም ብዝበለፀ ንኽሰርሑ ዘበረታትዕ ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተገበረ ሰልፊ ድጋፍ ፓርቲ ብልፅግናን መንግስቲን ኣብ ቀፃሊ ስረሖም ብዝበለፀ ንኽሰርሑ ዘበረታትዕ ምዃኑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ንቀዳማይ…

ኣብ ከተማ መቐለ ትምህርቲ 1 ለካቲት 2013 ዓ.ም ክጅነር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራ ብምኽንያት ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ቫይረስኮሮናን ኣብ መቐለ ከተማ ተቛሪፁ ዝነበረ ትምህርቲ 1 ለካቲት 2013 ዓ.ም ከምዝጅመር ከንቲባ ግዚያዊ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሰ ኣፍሊጦም። ኣብዚ ሕዚ እዋን ሰላም…

ብብር 18 ነጥቢ 2 ቢሊየን ሸሞንተ መገዲታት ንምህናፅ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚመገዲታት ኢትዮጵያ ብብር 18 ነጥቢ 2 ቢሊየን ሸሞንተ መገዲታት ንምህናፅ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ሎሚ መዓልቲ ስምምዕነት ዝተፈራረሞም መገዲታት ሓዊሱ ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 2013 ዓ.ም ጥራሕ ብብር 43 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዝህነፁ 21 ፕሮጀክታት…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኦሮሚያ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ድጋፍ ሰልፊታት ይካየዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኦሮሚያ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ድጋፍ ሰልፊታት ይካየዱ ኣለዉ። ካብ ሞንጎ ናይ ድጋፍ ሰለውፊ ዝኻየደሎም ከባቢታት፥ ከተማታት ኣምቦ፣ ለገጣፎ፣ መቱ፣ ሰንዳፋ በኬን ሰሜን ሸዋ ፍቼን ይርከቡዎም። ኣብቲ ናይ…

ኣብ ክልል ትግራይ ሞት ሰላማዊ ዜጋታት ኣመልኪቶም ዝወፅኡ ሓበሬታታት ዘይተረጋገፁን ካብ ዘይተሳኸዐ ድሌት ፖለቲካ ተበጊሶም ዝፍነዉ ኢዮም – መፃረዪ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሞት ሰላማዊ ዜጋታት ኣመልኪቶም ዝወፅኡ ሓበሬታታት ዘይተረጋገፁን ካብ ዘይተሳኸዐ ድሌት ፖለቲካ ተበጊሶም ዝፍነዉ ከምዝኾኑ መፃረዪ ሓረበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ። እቲ መፃረዪ ሓበሬታ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ እዋን ወፍሪ…

ኣብ ከባቢ ኣደባባይ ኣያት ኣብ ልዕሊ ሹቓት ዝተልዓለ ባርዕ ሓዊ ናብ ካልኦት እንተይተስፋሕፈሐ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት 3፡30 ኣብ ከባቢ ኣደባባይ ኣያት ኣብ ልዕሊ ሹቓት ዝተልዓለ ባርዕ ሓዊ ናብ ካልኦት እንተይተስፋሕፈሐ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ። ኣብ ሹቓት ዝተልዓለ እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ፥ ብዝተገበረ ቅልጡፍን ልዑልን ርብርብ ዝኸፍአ ጉድኣት…

ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ተወካሊ ትካል ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ተወካሊ ትካል ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ስቴቨን ኦማሞ ተዛቲየን። እተን ሚኒስትር፥ ትካል ምግቢ ዓለም ኢትዮጵያ ፀገም ኣብ ዘጋጠማ እዋን ኩሉ ግዘ ኣብ ጎኒ መንግስቲን ህዝቢን ኢትዮጵያ ጠጠው…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኦሮሚያ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተዳለወ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ይከየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኦሮሚያ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተዳለወ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ይከየድ ኣሎ። እቶም ሰልፊታት፥ ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዞባ ምብራቕ ሃረርጌን ጉጂን ከምኡ እውን ኣብ ከተማታት ቢሾፍቱን ሞጆን ኢዮም እናተኻየዱ ዝርከቡ፡፡…