ኤምባሲ እስራኤል ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ምስ ፋና ክሰርሕ ኢዩ – ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣለልኝ አድማሱ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ዑደት ገይሮም።
እቶም ኣምባሳደር ኣብቲ ትካል ተዘዋዊሮም ዑደት ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሲ ዳምጠው ገለፃ…