ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን እቶት መተኣኻኸቢ ምልዕዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን እቶት መተኣኻኸቢ ምልዕዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። እቲ እቶት መተኣኻኸቢ ምንቅስቓስ፥ “ግድብና መግለፂ ሓድነትናን ሉእላውነትናን” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ እንትኸውን፥ ኣብ 11 ክፍለ ከተማታት ካብ ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 295 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)295 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ ሰሙን ሱዳን 61 ኢትዮጵያውያን ወታደራት ሒዛ ሰዲዳ ብዝብል ዝናፈስ ወረ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ – ኣምባሳደር ዲና Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ሰሙን ሱዳን 61 ኢትዮጵያውያን ወታደራት ሒዛ ሰዲዳ ብዝብል ዝናፈስ ወረ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ዲና ገሊፆም። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ኣብ ዋናዋና ሃገራዊ ጉዳያት ዘድሃበ ሰሙናዊ መግለፂ…
ስፓርት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ መከላከያ ናብ ፕሪሜርሊግ ምምላሳ ኣረጋጊፃ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ መከላከያ ናብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ምምላሳ ኣረጋጊፃ። ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ምድብ “ሀ” እናተወዳደረት ትርከብ ጋንታ መከላከያ፥ ኣብ ዘበነ 2014 ዓ.ም ሪሜርሊግ ተሳትፎኣ ዘረጋገፀትሉ ውፅኢት ኣመዝጊባ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሪፎርም እናገበረ ከምዝኾነ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሕገ-መንግስታዊ ልኡኽቱኡ ንምውፃእ ትካላዊ ሪፎርም እናገበረ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ትካላዊ ሪፎርም ኣድሂቡ ምስ መዳርግቲ ኣካላት እናተዛተየ ይርከብ፡፡ ሃገራዊ ሓድነትን ዘላቒ ሰላምን ምህናፅ፣ ውፅኢታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገም ጥዕና ከስዕቡ ዝኽእሉ ኣፋውስ ብዘይሕጋዊ መገዲ ይከፋፈሉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዑልፀገም ጥዕና ከስዕቡ ዝኽእሉ ኣፋውስ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተኸፋፈሉ ምዃኖም በዓል መዚ ምቁፅፃር ኣፋውስን ምግቢን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ወይዘሪት ሄራን ገርባ፥ ሕብረተሰብ ካብ ወፃኢ ዝመፅኡ ፍርያታት ኣፋውስ ፅሬቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ፅዮን ተኽሉ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ወ/ሮ ፅዮን ተኽሉ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ተዛቲየን። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ብኣባል ሊቀጳጳስ ቅዱስ ሲኖዶስ ሰሜን ካሊፎርኒያ ኔቫዳና ኣሪዞና ሀገረ ስብከት ብፁእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤጀንሲ ኣቕራቢ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ልዕሊ ብር 134 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስን ናውቲ ሕክምናን ኣብ ክልል ትግራይ የከፋፍል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ኣቕራቢ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ጨንፈር መቐለ ልዕሊ ብር 134 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስን ናውቲ ሕክምናን ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና እናከፋፈለ ምዃኑ ኣፍሊጡ። መካየዲ ስራሕ እቲ ጨንፈርኣይተ ኣለማየሁ ገብረማርያም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኽረምታዊ ሕርሻ ዝውዕል 9 ነጥቢ 4 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንኽረምታዊ ሕርሻ ዝውዕል 9 ነጥቢ 4 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝኣተወ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ፍርያታውነት ዘፈር ሕርሻ ንምሕጋዝ ብር 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ከምዝመደበ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ወይዘሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዝገባ መረፅቲ ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ዝቕፅሉ 15 መዓልቲታት ብኢንተርኔት ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ዝቕፅሉ 15 መዓልቲታት ብኢንተርኔት ምዝገባ መረፃ ከካይዱ ከምዝኽእሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቶም ተምሃሮ ክሳብ 26 ሚያዝያ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ መርበብ ሓበሬታን ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ ቦርድ…