ዓለም ለኻዊ ዜናታት ውድብ ጥዕና ዓለም ክታበት ሰደድ ንከይግበር ንዝኸልከለ ሕብረት ኣውሮፓ ነቒፉ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ነቲ ብሕብረት ኣውሮፓ ዝወፅአ ኣብ ኣባላት ሃገራት ዝፈርይ ክታበት ቫይረስኮሮና ናብ ወፃኢ ሰደድ ከይግበር ዝብል ሕጊ ተቓዊምዎ። ሕብረት ኣውሮፓ ክታበት ቫይረስኮሮና ንምብፃሕ ሕፅረት ኣብ ዘጋጠመሉ ግዘ እዩ፡ ኣብ ኣባል ሃገራት…
ስፓርት መበል 38 ዓለም ለኸ ውድድር ኣቋራጭ ጃንሜዳ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) መበል 38 ዓለም ለኸ ውድድር ኣቋራጭ ጃንሜዳ አብ ፍሉይ ዞባ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ሱኡልታ ይካየድ ኣሎ። ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዘዳለዎ እንትኸውን፥ ብዝተፈላለዩ ስፖርታዊ ተግባራት ይካይድ ኣሎ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲ ኣርሲ 1 ሺሕን 959 ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣርሲ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ሰልጠኖም 1 ሺሕን 959 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቶም ተምህሮ ብጥዕና፣ ቢዝነስን ኢኮኖሚክስን፣ ትምህርትን ስነባህሪን፣ ሕጊ፣ ማህበራዊ ሳይንስን ሂዩማኒቲስን ኣብ ግብርናን ከባቢ ሳይንስን ኮሌጃት ዝሰልጠኑ ኢዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብዝተተለመሉ እዋንን ብዝድለ መገዲን ይፍፀም ከምዘሎ ተገምጊሙ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብዝተተለመሉ እዋንን ብዝድለ መገዲን ይፍፀም ከምዘሎ ተገምጊሙ። ሚንስትር ማይ መስኖን ኢነርጂን ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለን ኣባላት ቦርድ ኤሌክትሪክ ኢትዮጰያን ኣብቲ ስፍራ ኣብ ዝገበርዎ ዑደት ኢዩ እቲ ገምግም ገይሮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ህወሓት ካብ ትካላት ጥዕና ዝወረሮም ብርክት ዝበሉ ናውቲታት ሕክምና ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ካብ ትካላት ጥዕና ዝወረሮም ብርክት ዝበሉ ናውቲታት ሕክምና ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ መምርሒ ጥዕና መከላኸሊ ኣፍሊጡ። እቶም መድሓኒትን ናውቲታት ሕክምናን ቆላ ተንቤን ፍሉይ ስሙ ጎሮሮ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ እዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብመስኖ ዝለምዐ ስንዳይ ጎቢዮም Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብመስኖ ዝለምዐ ስንዳይ ጎቢዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝገበርዎ ዑደት፥ ፕሬዚዳንት እቲ ክልል ሽመልስ ኣብዲሳን ሓዊሱ ካልኦት ሰብ መዚ መንግስቲ ተረኺቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፊሊፖ ግራንዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ጣብያታት ተመዛበልቲ ኤርትራ ጎብንዮም Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ላዕለዋይ ኮሚሽነር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፊሊፖ ግራንዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ጣብያታት ተመዛበልቲ ኤርትራ ጎብንዮም። ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪያት ካሚል፥ ኢትዮጵያ ስደተኛታት ኣብ ማሕበራዊ ጉዳያት ንክሳተፉ ፖሊሲ ብምቕራፅን ዝተፈላለዩ ተግባራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝገበሮ ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሰነታት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝገበሮ መበል 95 ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሰነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ፅዕንቶ ልቓሕ ዘለወን ትካላት ልምዓት መንግስቲ ካብቲ ዕዳ ንምልቓቕ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ፣ ኮርፖሬሽን ምምሕዳር ሃፍትን ዕዳን ንምጥያሽ ኣብ ዝወፅአ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ ውልቀ ሰባትን ትካላትን ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ልዕሊ ውልቀ ሰባትን ትካላትን ከምዝኾነት ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፀፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ኢትዮጵያ ዓባይ ሃገር ስለዝኾነት ሓሳብና፣ ስራሕናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኔን ሕብረት ስራሕ ኣፍረይቲ ቡን ኦሮሚያ ፋብሪካ ቡን ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ፋብሪካ ቡን ዩኔን ሕብረት ስራሕ ኣፍረይቲ ቡን ኦሮሚያ መሪቖም ኣጀሚሮም። እቲ ዩኒየን ዋን ኮ ኮፊ (ONE-KOO coffee) ፋብሪካ ቡኑኡ ሎሚ መዓልቲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብዝተረኸቡሉ ኣመሪቑ…